Kishore Kumar Hits

Tedalo - Sidi lyrics

Artist: Tedalo

album: Sidi


መልእኽቲ ልቢ ፍቕሪ ሓዚሉ
እንሀ ዓይንኺ ይነግር ቃሉ
እናፈተኽኒ ኣ... የ ኣይትርሓቕኒ ውሽጢ ቅረቢ
እናፈተኹኺ ኡ... ይ ኣይትህደምኒ ስዲ'ኻ ኢልኪ

ደገ እሞ ግደፍዮ ውሽጥኺ ጽን በልዮ
ወረ እሞ ግደፍዮ ልብኺ እመንዮ
ዓለም'ሞ ግደፍያ ኣ... ይ ዘረባ ክስቶ ኽስቶ ኣ.የ
ትሕለፈልኪ እስከ ኣንጭዋ ስለ ነታ ሞጎጎ
ንዒ እሞ ፍቕሪ በይነየ
ኣብ ፍቕሪ'ሞ ንቃጸል.የ
በይንኺ ኣይኮንክን ሽኮር
ኣነስ ተጸሊለልኪ እንድየ
ፈትየኪ እብለኪ ትብልኒ
ፈቲኺኒ ብትብልኒ
እኹነልኪ እስከ ድላየ
ኣ... ይ ስዲ ሕራይ'የ
ዕዋላ ኢልክኒ እምበር ኣልቦ ቁም ነገር'ዴ
ደይ ዕድመይ እንድኣሉ
ምሳይ'ሞ ውዓሊ ምሳይ'ሞ ሕደሪ
ውሽጠይ ጻዕዳ'ዩ
ጽልዋ ናይ መሳቱ
ኣብ ደመይ ሰሪቱ ኦ...
ሰብ እደሊ 'ለኹ ዘዋሪ
ዝጠዋዊ ዘቃኒ ባህሪ
ንዒ ግዳ ሓግዝኒ
ወንንኒ ቀያይርኪየ
መባልዕተይ ኮይና እዛ ቕነ
ጩራ ብርሃን በሪቕኪ ኣባየ
ብረቕለይ ከሎኺ ምጺ
ኣለይ መለይ በልኒ ምጺ
(በሊ)
ስዲ ስዲ ስዲ ስዲ
ኣንቲ ጽብቕቲ ቆልዓ ሓፋር ጓል ገዛ
ጫፈጫፍ እኳ ኢና ኣንጻር እምብዛ
ይኣምን ርእሰይ ኣይሰደክንዩ ግዳ ርእስኺ እሞ ሓዚ ስድራኺ'የ
ስዒርኪ እመኒ ልብኺ'የ
እምሕለልኪ ጽባሕ ከም ቃሕታኺ'የ
ቅረብኒ ረሲዕኪ ስዲ'የ
ስዲ ስዲ ስዲ ስዲ
(ተዳሎ)
ስዲ ስዲ ስዲ ስዲ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists