Kishore Kumar Hits

Fana Abraha - Setet lyrics

Artist: Fana Abraha

album: Setet


ፍሉይ'ዩ ፍጥረትካ መስደመሚ ኣሄሄ
ብጥበብ ብልሓትካ መሊኽካኒ ኣሄሄ
ዕቑር ተዓቒረ ረኺብካኒ ኣሄሄ
በል እንካ
በል እንካ ህያበይ በል እንካ
ንዓኻ'ያ
ንዓኻ 'ዛ ሩሐይ ንዓኻ'ያ
በል እንካ
በል እንካ ህያበይ በል እንካ
ንዓኻ'ያ
ንዓኻ 'ዛ ሩሐይ ንዓኻ'ያ
ከየተንባህኩ ወላ ሓንቲ ቓል
ትኽእለሉ ብፍቕሪ ዕላል
ካብ እዚ ኹሉ ጎበዝ ናይ ዓዲ
ነጊስካለይ ደፊእካ ዘውዲ
በል እንካ ውሰድ
በል እንካ
በል እንካ ውሰድ
ናይ ፍቕሪ በረከት
በል እንካ ውሰድ
በል እንካ
በል እንካ ውሰድ
ናይ ፍቕሪ በረከት
ወትሩ ምኩኽኳሕ ዘይፍለዮ ማዕጾ
ደረት ኣፍ ልዳተይ እግሪ ዘይረገጾ
ሃንቀው ኢሉ ኹሉ ኣዳም ዝቐበጾ
ባዕለይ ክኸፍተልካ ሸላሊምካ ኣጋይጾ
ኣብቲ ልሙዕ ሸኻ ማእከል ጎልጎል ምድሪ
ኣዝንቦ ሽሻይካ ድሃይ ጥዑም ፍቕሪ
ስለ ምንታይ ትደጉየኒ ኣይተማሲ
[?] እዛ ነብሲ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ኣይትሰከፍ እቶ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ሓወይ ደሓን እቶ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ኣይትሰከፍ እቶ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ሓወይ ደሓን እቶ
ኣብቲ ልሙዕ ሸኻ ማእከል ጎልጎል ምድሪ
ኣዝንቦ ሽሻይካ ድሃይ ጥዑም ፍቕሪ
ስለ ምንታይ ትደጉየኒ ኣይተማሲ
[?] እዛ ነብሲ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ኣይትሰከፍ እቶ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ሓወይ ደሓን እቶ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ኣይትሰከፍ እቶ
(ሰተት ሰተት)
ሰተት ኢልካ እቶ
ሓወይ ደሓን እቶ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists