Kishore Kumar Hits

Tedalo - Diechi lyrics

Artist: Tedalo

album: Tedalo


ጽባቀ ብዓይኒ ጠማቲ'ዩ
ዝበለ ሓቀይ ዶ ደፊሩ
እቃወሞ ኣለኹ ጭብጢ ሒዘ
መልኽዓ ሪአ'ሞ ፈዚዘ
እስከ ንእብነት ፍረዱ እስከ ንኣብነት
ኣታ እዛ ደመት ካብ ዓሰርተ ክንደይ'ያ ትግመት
እስከ ንኣብነት ምዘኑ ኣታ ንምሳሌ
ኣጣምታኹም ኣብዛ እሟ ሰይ ከመይ ምመሰለ
ከምዚ ሪእ ኣይፈልጥን ከም መልክዓ
ዕያራተይ ወዲአ ክልክዓ
ምዘና ካብ በልኩም'የ ግድነት'የ
ዓሰርተይ ነጊፈላ እየ ካብ ዓሰርተ
ዴቺ ሂበያ ኣለኹ ኣነ ንየዒንተይ ኣሚነ
ድፍን ዴቺ ካብ ዓሰርተ
ፍርደይ እባ ኣድንቁለይ ልኩዕነት ጽሩራ
ኣይወሓዳ ኣይበዝሓ ብምልእታ ኩላ ናታ
ምሉእ ኮይኑ ዝበዝሐ ከይውስኻ ዝግበኣ
ካብ ኮነ ግን ንብሎ የለን ዴቺ እስከ ነዛ መሀነን
ድፍን ዴቺ ካብ ዓሰርተ
ብዓይኑ እናረኣያ ኣፉ መሊኡ
ካብ ዓሰርተ ዘጉደለላ ምሳይ ጽልኢ ተኺሉ
ብዓይኑ እናረእያ ሓቂ ደፊኑ
ጎደሎ ምሉእ ዝሃባ ሓሶት ሓቂ ቀቲሉ
ዴቺ ሂበያ ኣለኹ ኣነ ንየዒንተይ ኣሚነ
ዴቺ ድፍን
ዴቺ ድፍን ድፍን
ዴቺ ድፍን
ዴቺ ድፍን ድፍ
ፍርደይ እባ ኣድንቁለይ ልኩዕነት ጽሩራ
ኣይወሓዳ ኣይበዝሓ ብምልእታ ኩላ ናታ
ምሉእ ኮይኑ ዝበዝሐ ከይውስኻ ዝግበኣ
ካብ ኮነ ግን ንብሎ የለን ዴቺ እስከ ነዛ መሀነን
ብዓይኑ እናረኣያ ኣፉ መሊኡ
ካብ ዓሰርተ ዘጉደለላ ምሳይ ጽልኢ ተኺሉ
ብዓይኑ እናረእያ ሓቂ ደፊኑ
ጎደሎ ምሉእ ዝሃባ ሓሶት ሓቂ ቀቲሉ
ዴቺ ሂበያ ኣለኹ ኣነ ንየዒንተይ ኣሚነ
ዴቺ ድፍን
ዴቺ ድፍን ድፍን
ዴቺ ድፍን
ዴቺ ድፍን ድፍን

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists