Kishore Kumar Hits

Tedalo - Wuba lyrics

Artist: Tedalo

album: Tedalo


ጎበዝ እየ ነይረ ኣብነት ነዛ ዓዲ
ጾሙ ዝሓድር ቀለብ ኣሓ ከናዲ
ካብ ቤቱ ግራቱ ምውዓሉ ኣብ ጥሪቱ
ኣብዑሩ ዝሃጥሩ ሓጋዩ ክረምቱ
ጎበዝ ሲ ጎበዝየ ጎበዝ'የ ነይረ ዘቅንእ ንመሳቱ
ሎሚ እንዶ ተረሚሰ ኣብተን ዓይንኺ ፈዚዘ
ተምበርኪኸልኪ እኮ'የ ብራቅ ጸሓይ ንግሆ'የ
ኡኡኡ ተዳሎ ኡኡ ኣንታ ልበይ
ኣኣኣኣ ኣመና ቅድውድው ደኣ'የ
ኣይበዝሓክን ሽኮረይ
ዉባ ዉባ ሰየ ሰቲ ሩባ- ክሓስበልክስ ዛ ጸሓይ በሪቃ
ዉባ ዉባ ስየ ሰቲ ሩባ ክሓልመልኪ ዛ ጸሓይ ዓሪባ
ክብረት ከሲረ ንዓኪ እንተከሲበ
ምኽሳር ኣይኮነን ሃብቲ እምበር ዘይትመን
ቅርጺ ዶ ቁመና ሕብሪ'ባ ልቦና
ቆንጂኺ ኣመና ተዕብድኒ ጌና
ዉባ'ባ ዕንበባ ዉባ ዕንበባ ስየ ሰቲ ሩባ
ሎሚ እንዶ ተከሺሐ ፈትየኪ ተፈሊጠ
እተን ጥሪተይ ዓቢረን ኣቲ ዘይናተይ መሲለን
ሃ ሃ ሃ ሃተዳሎ ሃ ሃ ሃ ሃ ኣንታ ልበይ
ኣኣኣ ኣመና ቅድውድው ደኣየ
ኣይበዝሓክን ሽኮረይ
ዉባ ዉባ ስየ ሰቲ ሩባ
ክሓስበልኪ'ስ ዛ ጸሓይ በሪቃ
ዉባ
ክሓልመልኪ እዛ ጸሓይ ዓሪባ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists