Kishore Kumar Hits

Tedalo - Sembetey lyrics

Artist: Tedalo

album: Tedalo


ሰምበተይ ኢኺ ዘዕርፈላ መንፈሰይ
ሰምበተይ ኢኺ ኣብ ውሽጢ ምስ ደመይ
ሰምበተይ ኢኺ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ ሰምበተይ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ ኦሆሆይ ሰምበተይ
የፍቅረኪ'የ
ሕሹኽ እንተ ኢለኪ ተተናዚዘ ዓቐን ውሽጠይ
ባዕለይ እንድየ ዝፈልጦ 'ቲ ዝሕጎሶ
ሰምበተይ
እዛ ኣደሬኺ 'ዛ ናይ ክሳድኪ ጥብቕ ምሳኺ
ኣቕኒኣትኒ ኣብ ሕቕፎይ ከለኺ
ሰምበተይ
ኣብ እንኮ ደቒቕ የሐድስኒ ደጋግምኒ ከም ተፍቅርኒ
ናትካ በልኒ
ሰምበተይ ኢኺ
(ኣካለይ) ኣካለይ
(ምቃለይ) ምቃለይ
??? ሰምበተይ
ሰምበተይ ኢኺ ዘዕርፈላ መንፈሰይ
ሰምበተይ ኢኺ ዕረፍቲ ኣካለይ
ሰምበተይ ኢኺ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ ሰምበተይ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ (ሰምበተይ)
ሰምበተይ ኢኺ ሃ... ይ... ሰምበተይ
(I love you baby)
ተዳሎ በልኒ ንኽትነግርኒ
ከይበዝሓኒ
ባዕለይ እንድየ ዝፈልጦ
ሽዑ ልበይ ትኾኖ
ሰምበተይ
ሶንየ ሰሉስ ድዩ ዓርበ ሮቡዕ ቀዳመ ሰምበት ሓሙስ ሓዊስኪ
ንዒ ንጻወት ሰምበተይ
ህርፋኑ ከም ማይ ስፍሓቱ ሰማይ ዕምቆቱ ቐላይ ልዕሊ ቐዳማይ
እፈትወኪ ዳሕራይ
ሰምበተይ
(ኣካለይ) ኣካለይ
(ምቃለይ) ምቃለይ
??? ሰምበተይ
ብመንፈስ 'ዶ ንላለ
ቃል ንእቶ ከይንፈላለ
ንምሓል'ዶ ጸጸር ንውሓጥ
ንእረግ'ዶ ከም ዘለናዮ
ብመንፈስ 'ዶ ንላለ
ቃል ንእቶ ከይንፈላለ
ንምሓል'ዶ ጸጸር ንውሓጥ
ንእረግ'ዶ ከም ዘለናዮ
የፍቅረኪ'የ ኣፍቅር ተፍቅርኒ
የፍቅረኪ'የ ኣፍቅር ተፍቅርኒ
የፍቅረኪ'የ ኣፍቅር ተፍቅርኒ
የፍቅረኪ'የ ኣፍቅር ተፍቅርኒ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists