Kishore Kumar Hits

Tedalo - Mama lyrics

Artist: Tedalo

album: Tedalo


ማማ እዚ ዝደርፉሉ ናፍቆት እንዳበሉ
ምስተፈላለና ሎሚ'የ ኣቅሊበሉ
ኣታ ምስ ወረደ ኩሉ'ባ'ዩ ወዮ
ጨናኪ ዘይብሉስ ይኽእሎ'ዶ ኢልክዮ
ቡዙሕ ሪአ እንድየ እልፊ ኣእላፍ ህዝቢ
ከማኺ የለን ዝኣቱ ኣብ ልቢ
ኣደ ማማየ ከይተጻገብና
ናሃረፍኩኽስ ግዜ ፈልዩና
እንጀራኪ ኦዎ ኣወል ቡንኪ
ኣደሬኪ ደሃይኪ
ዘለፋኪ ቅብጣሮትኪ
ሓልዮትኪ ኩሉ ናፊቀኪ
እንጀራኪ (እንጀራኺ) ኦዎ ኣወል ቡንኪ (ኣወል ቡንኪ)
ኣደሬኺ ኦው ደሃይኪ (ደሃይኪ)
ዘለፋኪ ቅብጣሮትኪ (ቅብጣሮትኪ)
ሓልዮትኪ በቃ ናፊቀኪ
ኣደየ ማማየ
ይማ ማማየ
ኣደየ ማማየይ
ይማ
ኣደየ ማማየ
ይማ ማማየ
ኣደየ ማማየ
ይማ
ማማ እዚ ዝዛረቡሉ ናፍቆት እንዳ በሉ
ሕልፊ ማንም ምሳይ ኣብ ደመይ ውዒሉ
ኣቲ ዘይትድገም ናፍቆትኪ'ኮ ኣደየ
ስዉር ቃንዛ እኮ'ዩ ዘይስገር ዕዳ'የ
ቡዙሕ ሪአ እንድየ እልፊ ኣእላፍ ህዝቢ
ከማኺ የለን ዝኣቱ ኣብ ልቢ
ኣደ ማማየ ከይተጻገብና
ናሃረፍኩኽስ ግዜ ፈልዩና
እንጀራኺ ኣወል ቡንኪ
ኣደሬኺ ደሃይኪ
ዘለፋኺ ቅብጣሮትኪ
ሓልዮትኪ ኩሉ ናፊቀኪ
እንጀራኪ (እንጀራኺ) ኦዎ ኣወል ቡንኪ (ኣወል ቡንኪ)
ኣደሬኺ ኦው ደሃይኪ (ደሃይኪ)
ዘለፋኪ ቅብጣሮትኪ (ቅብጣሮትኪ)
ሓልዮትኪ በቃ ናፊቀኪ
ኣደየ ማማየይ
ይማ ይማየይ
ኣደየይማየይ
ይማ
ኣደየ ማማየ
ይማ ማማየ
ኣደየ ማማየ
ይማ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists