Kishore Kumar Hits

Tedalo - Aykebdenan'yu lyrics

Artist: Tedalo

album: Tedalo


ከም ፈተና ናይ ምህሮ ኣይኮነን ናይ መንብሮ
ከተጽንዕ ትሓድሮ ትፍተኖ ኽትሰግሮ
ቅድም ኢኻ ትፍተን ደሓር እወ ትመሃር
ካልእ ሓቂ የብላን ንሳ'ያ እኳ 'ታ ምንባር
ምስ መጸ ትፍተን ካብ ኮነ
ዘጨንቕ የብልካን ዓርከተ
ተዳሎ ንዓወት ንውድቀት
ሓንቲ እኮ'ያ ኻብአን ትዕወት
ምውዳቕ ዝኸብዶ እንተሎ
'ዛ ደርፊ ስማዕ በሎ
ዜማ ተዳሎ
ተዳሎ ተዳሎ
ናይ ተስፋ እዝምር ኣለኹ
ንዓ "ሆ" ኣባህለኒ
ከቢድ ኣይከብደናን'ዩ ኣጫድረኒ
ኣይከብደናን'ዩ
ኣይከብደናን
ኣይከብደናን'ዩ
ከቢድ ኣይከብደናን'ዩ
ኣጫድረኒ
ኣይከብደናን'ዩ
ኣይከብደናን
ኣይከብደናን'ዩ
ከቢድ ኣይከብደናን'ዩ
ኣጫድረኒ
ተሪር እንተረረ
መሪር እንተመረረ
(መሪር እንተመረረ)
ዝጾሮ'ዩ ዝደሊ
'ቲ ዓቐኑ ኽበሊ
ይኽእሎ'የ ኢልካ ርእሲ የእምኖ
ዝኣመነ የለን ዘይክእሎ
ተዳሎ ንዓወት ንውድቀት
ሓንቲ እኮ'ያ ኻብአን ትዕወት
ምውዳቕ ዝኸብዶ እንተሎ
'ዛ ደርፊ ስማዕ በሎ
ዜማ ተዳሎ
ተዳሎ ተዳሎ
ናይ ተስፋ እዝምር ኣለኹ
ንዓ "ሆ" ኣባህለኒ
ከቢድ ኣይከብደናን'ዩ ኣጫድረኒ
ምስ መጸ ንፍተን ካብ ኮነ
ዘጨንቕ የብልካን ዓርከተይ
ተዳሎ ንዓወት ንውድቀት
ሓንቲ እኮ'ያ ኻብአን ትዕወት
ኣይከብደናን ኣይከብድን
ኣይከብደናን ኣይከብድን
ኣይከብደናን ኣይከብድን
ኣይከብደናን'ዩ
ኣይከብደናን ኣይከብድን
ኣይከብደናን ኣይከብድን
ኣይከብደናን ኣይከብድን
ኣይከብደናን'ዩ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists