Kishore Kumar Hits

Taniqo Temesghen G.Slase - Momonaye lyrics

Artist: Taniqo Temesghen G.Slase

album: Seb’yu Mekseb, Vol. 2


ኣንቲ ፍቕረይ ቀመም ዓለም
ግደፊ ኣይንጣለም
ምሳይ ኩኒ ንዘልኣለም ኣሃ...
ኣንቲ ፍቕረይ ጓሳ ነብሰይ
ምሳኺ'ዩ ሃመይ ቀልበይ
ምሳኺ ምሳኺ'ዩ ሃመይ ቀልበይ
ሁይ... ሁሁ... ይ...
ረኣዮ'ሞ ሰማይ ጠምታ ንጸሓይ
ንዓይ'ዶ ትመስል ተትብልኒ
ይፈልጦ እንድየ ዝመጻኒ
'ታይ ኣለዋ ንሳ ንስኺ ትደምቂ ምባል ይቐለኒ
ምኽንያቱ ንጹር'ዩ ከምኡ ዘብለኒ
ጸሓይ ንዓይ ጸሊኣ 'ታይ ከይትገብረኒ
ጎይታ እንድዩ ዝእዝዛ ንግሆ ባዕላ ትመጸኒ
ንስኺ ጠሊምኪ ግን እንታይ እንታይ ክውሕጠኒ
ስለ ዘፍቅረኪ ካብ ልበይ
ስለ ዝናፍቐኪ ካብ ልበይ
ንገዛእ በደልኪ ይቕረ እብለልኪ ባዕለይ
መታን ክጥዕመኒ ክሃድእ ኣካለይ
ካባኺ ተፈልያ እንታይ ከም ትኸውን ስለ ዝፈልጣ ነብሰይ
ምኽንያቱ ንጹር'ዩ ከምኡ ዘብለኒ
ጸሓይ ንዓይ ጸሊኣ 'ታይ ከይትገብረኒ
ጎይታ እንድዩ ዝእዝዛ ንግሆ ባዕላ ትመጸኒ
ንስኺ ጠሊምኪ ግን እንታይ እንታይ ክውሕጠኒ
ስለ ዘፍቅረኪ ካብ ልበይ
ስለ ዝናፍቐኪ ካብ ልበይ
ንገዛእ በደልኪ ይቕረ እብለልኪ ባዕለይ
መታን ክጥዕመኒ ክሃድእ ኣካለይ
ካባኺ ተፈልያ እንታይ ከም ትኸውን ስለ ዝፈልጣ ነብሰይ
ሞሞናየ ንግስቲ ናይ ፍቕሪ
ፈጣን ሓያል ከም ነስሪ
ንስኺ ዘይብሉ ከትከት ኢዩ ቑሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ
መታን ክጥዕሞ ፍቕሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ
መታን ክጥዕሞ ፍቕሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ
ሞሞናየ ንግስቲ ናይ ፍቕሪ
ፈጣን ሓያል ከም ነስሪ
ንስኺ ዘይብሉ ከትከት ኢዩ ቑሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ
መታን ክጥዕሞ ፍቕሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ
መታን ክጥዕሞ ፍቕሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ
ሞሞናየ ንግስቲ ናይ ፍቕሪ
ፈጣን ሓያል ከም ነስሪ
ንስኺ ዘይብሉ ከትከት ኢዩ ቑሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ
መታን ክጥዕሞ ፍቕሪ
ምሳኺስ ዋላ ኣብ ጓህሪ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists