ስደት ሕሱም ተላልየዮ
ካብ ወረደስ ናተይ ኢለዮ
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ዕድለይ'ዩ ኢለ'ስ ክኢለዮ
ሻቕላኺ ግን ከቢዱኒ
ሰኽሚ ጨው ኮይኑ ተጻዕነኒ
ስደት ሕሱም ተላልየዮ
ካብ ወረደስ ናተይ ኢለዮ
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ዕድለይ'ዩ ኢለ'ስ ክኢለዮ
ሻቕላኺ ግን ከቢዱኒ
ሰኽሚ ጨው ኮይኑስ ተጻዕነኒ
ሓላለይ ካብ ሕቕፎኺ ምፍልላይ
ጨናኺ ምስኣን'ዩ ጨና ኩሉ ሙለይ እውይ.
ሸቕ እኳ ተበለኒ ተናፈቕኩ
ኣይከምቲ ትፈርህዮን ነይሰነፍኩ እዎይ.
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ዝሃበኒ ኢለስ ለሚደዮ
ክኢለዮ'የ መሊኸዮ
ገጢሙኒ'ስ ኣሕሚቐዮ
ኣነ ዘይኽእሎ 'ቲ ዘየቕስነኒ ክንዲ ኽንዳይ ክትሻቐሊ
ድቃስ ዝኸልእ ጾር'ዩ ዝኾነኒ ብናፍቖተይ ትማስኒ
ስኽፍ ኣይበልኪ ኢሂ.ኢሂ.ሂ. ዓቕመይ'ዩ 'ቲ ኣነ
ሓንቲ'ስ ቅሰንለይ እሁ. እሁ. ሁይ. ክቐስነልኪ'የ 'ነ
ዘይክኣል የለን'ዩ 'ቲ ናተይ ጭርሖ
ፈጣርየይ ኣብ ጸግዐይ እንከሎ
ክንደይ ዘየሕለፍኩ ኣርእየ እንድየ ስረይ
በሰላታተይ እምስክሩለይ
አረ እኽእሎ'ዩ ኢልኪ ኢሂ.ሂሂ.ሂ.ተዋራረድለይ
ኣየሕፍረክን'የ እዎይ.ኦሆሆይ. ሓያል'ዩ መልኣኸይ
እውይ. ክኣልለይ ኢኺ
እዉይ... ቅሰንለይ እባ
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ስደት ሕሱም መሊኸዮ
ለሚደዮ'ወ ለሚደዮ
ኢዱ ጠውየ ራዕ ኣቢለዮ
ስደት ሕሱም ተላልየዮ
ካብ ወረደስ ናተይ ኢለዮ
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ዕድለይ'ዩ ኢለ'ስ ክኢለዮ
ሻቕላኺ ግን ከቢዱኒ
ሰኽሚ ጨው ኮይኑ ተጻዕነኒ
ስደት ሕሱም ተላልየዮ
ካብ ወረደስ ናተይ ኢለዮ
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ዕድለይ'ዩ ኢለ'ስ ክኢለዮ
ሻቕላኺ ግን ከቢዱኒ
ሰኽሚ ጨው ኮይኑስ ተጻዕነኒ
ሓላለይ ካብ ሕቕፎኺ ምፍልላይ
ጨናኺ ምስኣን'ዩ ጨና ኩሉ ሙለይ እውይ.
ሸቕ እኳ ተበለኒ ተናፈቕኩ
ኣይከምቲ ትፈርህዮን ነይሰነፍኩ እዎይ.
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ዝሃበኒ ኢለስ ለሚደዮ
ክኢለዮ'የ መሊኸዮ
ገጢሙኒ'ስ ኣሕሚቐዮ
ኣነ ዘይኽእሎ 'ቲ ዘየቕስነኒ ክንዲ ኽንዳይ ክትሻቐሊ
ድቃስ ዝኸልእ ጾር'ዩ ዝኾነኒ ብናፍቖተይ ትማስኒ
ስኽፍ ኣይበልኪ ኢሂ.ኢሂ.ሂ. ዓቕመይ'ዩ 'ቲ ኣነ
ሓንቲ'ስ ቅሰንለይ እሁ. እሁ. ሁይ. ክቐስነልኪ'የ 'ነ
ዘይክኣል የለን'ዩ 'ቲ ናተይ ጭርሖ
ፈጣርየይ ኣብ ጸግዐይ እንከሎ
ክንደይ ዘየሕለፍኩ ኣርእየ እንድየ ስረይ
በሰላታተይ እምስክሩለይ
አረ እኽእሎ'ዩ ኢልኪ ኢሂ.ሂሂ.ሂ.ተዋራረድለይ
ኣየሕፍረክን'የ እዎይ.ኦሆሆይ. ሓያል'ዩ መልኣኸይ
እውይ. ክኣልለይ ኢኺ
እዉይ... ቅሰንለይ እባ
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ስደት ሕሱም መሊኸዮ
ለሚደዮ'ወ ለሚደዮ
ኢዱ ጠውየ ራዕ ኣቢለዮ
ለሚደዮ'የ ለሚደዮ
ለሚደዮ'ወ ለሚደዮ
Поcмотреть все песни артиста
Other albums by the artist