እስምዓኒ'ዩ ቃንዛኺ ይፈልጦ እንድየ ጸሎትኪ
ኣነ ኣነ ካልእ'የ 'ቲ ኣነ ካልእ ደባሲኺ
ቃንዛ ትማል ክትብህርሪ
ጨው ክትስእንሉ ዎይ ንጣዕሚ ፍቕሪ
ኣብ ስግኣትን ፍርህን ክትነብሪ'ሞ
ኣነ'ኸ ይወርደለይ'ዶ
ዘይልዋምክስ'የ ልዋመይ'ዶ
ኣየእኽእለንን'ዩ ንብዓትኪ
ፊቕ እንድየ ዝብል ምሳኺ
ምርኮ እምነትኪ ኣምሊኸ
ኣብ ዝፋን ልበይ ኣንጊሰ
ወሲነ ወሲነ ወሲነልኪ
ቁስልኺ ሓጺበ ከሐድሰኪ እወ ኣነ
ሕልዋ ሽኮር ኢኺ ልባ ጻዕዳ
ዘይረኸበት ከም ናይ ኢዳ
ለዋህ ምስኪን ተበዳሊት
ሽኮር ኢኺ ናተይ ርግቢት
ቅንዕናኺ ሽኮር ሽኮር
'ቲ ዓቕልኺ ሽኮር ሽኮር
ምልኣት ልቢ ሽኮር ሽኮር
ሽኮር ኢኺ ቤላ ቤላ
ሽኮር ኢኺ ሕልዋ ቤላ
እስምዓኒ'ዩ ቃንዛኺ ይፈልጦ እንድየ ጸሎትኪ
ኣነ ኣነ ካልእ'የ 'ቲ ኣነ ካልእ ደባሲኺ
ቃንዛ ትማል ክትብህርሪ
ጨው ክትስእንሉ ዎይ ንጣዕሚ ፍቕሪ
ኣብ ስግኣትን ፍርህን ክትነብሪ'ሞ
ኣነ'ኸ ይወርደለይ'ዶ
ዘይልዋምክስ'የ ልዋመይ'ዶ
ኣየእኽእለንን'ዩ ንብዓትኪ
ፊቕ እንድየ ዝብል ምሳኺ
ምርኮ እምነትኪ ኣምሊኸ
ኣብ ዝፋን ልበይ ኣንጊሰ
ወሲነ ወሲነ ወሲነልኪ
ቁስልኺ ሓጺበ ከሐድሰኪ እወ ኣነ
ሕልዋ ሽኮር ኢኺ ልባ ጻዕዳ
ዘይረኸበት ከም ናይ ኢዳ
ለዋህ ምስኪን ተበዳሊት
ሽኮር ኢኺ ናተይ ርግቢት
ቅንዕናኺ ሽኮር ሽኮር
'ቲ ዓቕልኺ ሽኮር ሽኮር
ምልኣት ልቢ ሽኮር ሽኮር
ሽኮር ኢኺ ቤላ ቤላ
ሽኮር ኢኺ ሕልዋ ቤላ
Поcмотреть все песни артиста
Other albums by the artist