Kishore Kumar Hits

Tesfalem Arefaine Korchach - Siereki Alem lyrics

Artist: Tesfalem Arefaine Korchach

album: Siereki Alem


ርኢኺ'ዶ ዓለም ዓለም ርኢኽኒ'ዶ
ርኢኺ'ዶ ዓለም ዓለም ርኢኽኒ'ዶ
ብሽግር ቁልፈይ ከም ዘይፈትሕ
ብጻዕረይ ሰማይ ከም ዝበጽሕ
እቲ'ኳ ኣእላፍ ጸገማት ከካብበኒ
ንበይነይ ጸላም ወሪዱ ክሽፍነኒ
ኢደይ ሂበ ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ
ኣይከኣልኩን ክብል'ከ ተሰሚዐ ድየ
መስክርለይ እባ ዓለመይ ዝረኣኽዮ
መስክርለይ ኣይብለክን ዘይረኣኽዮ
ከመይ ኔሩ እቲ ቃልሰይ ምስቲ ጸገመይ
ጫካ ሽግር ክሓልፍ ክሳጉም እግረይ
ዓለም... (ዓለም ዓለም)
(ዓለም ዓለም)
ዓለም...
ሰጊረዮ ጥሙይ ከርሰይ ተስፋ ሂበ
ኣጽኒዐዮ ነዚ ብርከይ ሓቦ ሂበ
ንገርለይ ዓለመይ ተሳዒረ ድየ
ጸላም ሪአስ የዒንተይ ዓሚተየን ድየ
ኔርኪ እንዲኺ ዓለመይ ነብሰይ ኩሉ ክሰግሮ
ኣማን ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ ኣላሽ ኢለ ድየ
ንኢደይ ኣውጺአ ንላዕሊ ሕጂ'ሲ ተሳዒረ'የ
ኣማን ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ ኣላሽ ኢለ ድየ
ፈንጢሰ እንድየ ሰጊረዮ ሓያል ጸገም ስዒረ
ኣማን ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ ኣላሽ ኢለ ድየ
ርኢኺ'ዶ ዓለም ዓለም ርኢኽኒ'ዶ
ርኢኺ'ዶ ዓለም ዓለም ርኢኽኒ'ዶ
ብሽግር ቁልፈይ ከም ዘይፈትሕ
ብጻዕረይ ሰማይ ከም ዝበጽሕ
እቲ'ኳ ኣእላፍ ጸገማት ከካብበኒ
ንበይነይ ጸላም ወሪዱ ክሽፍነኒ
ኢደይ ሂበ ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ
ኣይከኣልኩን ክብል'ከ ተሰሚዐ ድየ
መስክርለይ እባ ዓለመይ ዝረኣኽዮ
መስክርለይ ኣይብለክን ዘይረኣኽዮ
ከመይ ኔሩ እቲ ቃልሰይ ምስቲ ጸገመይ
ጫካ ሽግር ክሓልፍ ክሳጉም እግረይ
ዓለም... (ዓለም ዓለም)
(ዓለም ዓለም)
ዓለም...
ሰጊረዮ ጥሙይ ከርሰይ ተስፋ ሂበ
ኣጽኒዐዮ ነዚ ብርከይ ሓቦ ሂበ
ንገርለይ ዓለመይ ተሳዒረ ድየ
ጸላም ሪአስ የዒንተይ ዓሚተየን ድየ
ኔርኪ እንዲኺ ዓለመይ ነብሰይ ኩሉ ክሰግሮ
ኣማን ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ ኣላሽ ኢለ ድየ
ንኢደይ ኣውጺአ ንላዕሊ ሕጂ'ሲ ተሳዒረ'የ
ኣማን ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ ኣላሽ ኢለ ድየ
ፈንጢሰ እንድየ ሰጊረዮ ሓያል ጸገም ስዒረ
ኣማን ኢለ ድየ ኣማን ኢለ ድየ ኣላሽ ኢለ ድየ
ዓለም ዓለም
ዓለም ዓለም
ዓለም ዓለም
ዓለም ዓለም
ዓለም ዓለም
ዓለም ዓለም

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists