Kishore Kumar Hits

Solomie Mahray - Zbele Ybel lyrics

Artist: Solomie Mahray

album: Zbele Ybel


ኣ...

ድምጺ ሰሚዐ ጥዑም ደሃየ
ንዓ 'ንዶ ናባይ ንዓ ንዓየ
ድምጺ ሰሚዓ ጥዑም ደሃየ
ንዓ 'ንዶ ኣጆኻ ኪዳ ንዓየ
ሽደናይ ብርሃን ድምቀት ጸሓየ
ንዓ 'ንዶ ኣጆኻ ናባይ ንዓ ንዓየ
ሽደናይ ብርሃን ድምቀት ጸሓየ
ንዓ 'ንዶ ኣጆኻ ኪዳ ንዓየ

ኣሄ...
ኣሃ...
ዝለሎ'ንዶ ነቲ ሓጹር ጨዓየ
ዘረባ ሰብ እንታይ ድዩ ንዓየ
ሕሜታ ሰብ እቲ ዓርኪ መሓዛ
ሸለል በሎ ንዓባ ንገዛ
ንዓ ንዓየ
በይነይ በይነየ

ኣ... ንዓ ንዓየ
ኣይ...
ኣ... ኣለኹ በይነየ

ሰብ ከይመጹ ክሕልዉ??????
'ቶም ረጋቢት ኣለዉ'ንዶ
'ታይ ኣለዎ ተመጻኻ ተወደቕካ ናብዛ ንእደይ
ኣታ ጎበዜ ወዲ ዓደይ
ሰብ ከይመጹ ክሕልዉ??????
'ቶም ረጋቢት ኣለዉ'ንዶ
'ታይ ከይብል ዓቢ ሓወይ
ተእተኹኻ ብፍታወይ
እቶ ኣጆኻ ኣታ ወዲ
ዘለት ትበል እዛ ዓዲ
በይነይ ኣለኹ በይነይ
ንዓ'ባ ምጻእ ኣታ ሽደነይ
ንበይነይ ኣነ ንበይነይ
ንዓ'ባ ከውጽእ ትሃነይ

ኣሃ...
ሄሄሄ
ሄሄ
ሄሄሄ
ዝበለ ይበል ኣቦይ ዝበለ
ዝበለት ትበል ኣደይ ዝበለት
ዝበለት ትበል ኩላ ዝበለት
ዝበለት ትበል ዓዲ ዝበለት
ኣለኹ በይነይ ምጸኒ ግዳ
ነዲዳ እንድያ'ሞ ልበይ ነዲዳ
ዝበለት ትበል ዓዲ ብዓዳ
እለይ ላሎ
እላ ላሊላይ

ንዓ'ሞ 'ባታ ንዓየ
በሪቓ ኮላ ጸሓየይ
ንዓ'ባ እቶ ብሑጏ
ኣብ ፍቕሪ የለን ሓደጋ
ንዓ'ባ እቶ ንዓየ
በይነይ ኣለኹ በይነይ
ንዓ'ባ እቶ ንዓየ
በይነይ ኣለኹ በይነይ

ኣሃ...
ሄሄሄ
ሄሄ
ሄሄሄ
ዝበለ ይበል ኣቦይ ዝበለ
ዝበለት ትበል ኣደይ ዝበለት
ዝበለት ትበል ኩላ ዝበለት
ዝበለት ትበል ዓዲ ዝበለት
ኣለኹ በይነይ ምጸኒ ግዳ
ነዲዳ እንድያ'ሞ ልበይ ነዲዳ
ዝበለት ትበል ዓዲ ብዓዳ
እለይ ላሎ
እላ ላሊላይ

ንዓ'ሞ 'ባታ ንዓየ
በሪቓ ኮላ ጸሓየይ
ንዓ'ባ እቶ ብሑጏ
ኣብ ፍቕሪ የለን ሓደጋ
ንዓ'ባ እቶ ንዓየ
በይነይ ኣለኹ በይነይ
ንዓ'ባ እቶ ንዓየ
በይነይ ኣለኹ በይነይ

ኣሄ... ይ...

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists