Kishore Kumar Hits

Solomie Mahray - Alo Do Ghena lyrics

Artist: Solomie Mahray

album: Qana Susatat (Eritrean Music)


ፍቕርና ናይ ነዊሕ ጊዜ
ኣነስ ኣይርስዖን ኢየ
ትማሊ ስእልኻ ርእየ
ናፊቐካ ብዙሕ በኽየ
ንስኻ'ኸ ኸማይ ዲኻ
ፍቕርና ረሲዕካ ዲኻ
ወይስ ንኻልእ ፈቲኻ
ንገረኒ ኣይትሕነኽ ኢኻ
ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና
ኣሎ'ዶ ጌና ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና
ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና
ኣሎ'ዶ ጌና ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና ሃሃ
ንብሕተይ ርኸበኒ
ቀልጢፍካ መልሲ ሃበኒ
ከይገደኒ ንብዓት ዓይኒ
ሞት'ውን ከይትወስደኒ
እቲ ናይ ቀደም ፍቕርና
ንኽምለስ እንደገና
ንሰማማዕ ክልቴና
ሳልሳይ ሰብ ከይሓወስና
ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና
ኣሎ'ዶ ጌና ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና
ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና
ኣሎ'ዶ ኣሎ'ዶ ጌና
ፍቕሪ ናይ ክልቴና ሄ.ሄ.
ብሰንሰለት ፍቕሪ ኣሲረዮ
እቲ ዝብሎ ምሳኻ ሓዞ
ጌና ኢኻ ናበይ ከተብሎ
ጃህራ ኣይኮነን ኩሉ እትብሎ
ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ገንዘብ ስድራይ ኩሉ ወዲእካዮ
ድሮ ኸኣ ልበይ ጠሊምካዮ
ተመለሰኒ ንዓ ኣይትኽሓዶ
ድሕሪ በደል ይቕረ ልመዶ
ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
መዘከርታ ስእለይ ወሲድካዮ
ንግዚኡ ምሳኻ ሓዞ
ኣብ ዝርአ ቦታ ኣቐምጦ
ንረኣዪ ኢዩ ንስኻ ኣይትርኣዮ
ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ
ፍቕረይ ተቐበለኒ በጃኻ
ኣይተጸምወኒ ሓደራኻ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists