Kishore Kumar Hits

Solomie Mahray - Chekan Ekha lyrics

Artist: Solomie Mahray

album: Qana Susatat (Eritrean Music)


ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ
ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ
ኣንቢዕካዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ
ኣድሚኻዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ
ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ
ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ
ዘረባ ሰብ ፈጺምካ ኣይትስማዕ
ኣነን ንስኻን ጥራይ ንሰማማዕ
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ተማኒና ዲና
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ተማኒና ዲና
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ተመርዒና ናብራ ሓዳር
ከይፈጸምና ናይ ንቡር
መናው ኮይንካ ረሲዕካኒ
ገዲፍካኒ ንበይነይ ክሓርር
ገዲፍካኒ ንበይነይ ክሓርር
ኣነ እሞ ኣይመነኹን
ይፈትወካ ኢየ
መረዳእታ ናይ ፍቕርኻ
ናፊቐካ ትማሊ ብዙሕ በኽየ
ናፊቐካ ትማሊ ብዙሕ በኽየ
ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ
ጨካን ኢኻ ብሓቂ ብሓቂ
ኣንቢዕካዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ
ኣድሚኻዮ ልበይ ክንደይ'ከ ትደርቕ
ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ
ጨኪንካለይ ብሓቂ ብሓቂ
ዘረባ ሰብ ፈጺምካ ኣይትስማዕ
ኣነን ንስኻን ጥራይ ንሰማማዕ
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ተማኒና ዲና
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ፍቓድካ እንተኾይኑ
ፍቕርና ነሐድሶ
ከምቲ ቕድም ዝነበረ
ሓቢርና ናብ ሰላም ንምለሶ
ሓቢርና ናብ ሰላም ንምለሶ
ብህይወት እንከለና
ብዓጽምን ብስጋን
ተፋቒርካ ምፍልላይ
በደል'ዩ ነውሪ ዓቢ ጌጋ
በደል'ዩ ነውሪ ዓቢ ጌጋ
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ተማኒና ዲና
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ተማኒና ዲና
ተማኒና ዲና ፍቕረየ
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና
ገና ኸላ እዛ ንእስነትና

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists