Kishore Kumar Hits

Solomie Mahray - Selamtana lyrics

Artist: Solomie Mahray

album: Qana Susatat (Eritrean Music)


ሰላምታና ብርሑቕ ኮይኑ
ሰላምታና ብርሑቕ ኮይኑ
ብማዕዶ ኾይኑ
ሰላምታና ብርሑቕ ኮይኑ
ሰላምታና ብማዕዶ ኾይኑ
ብማዕዶ ኾይኑ
ኣጋጣሚ ኾይኑ ኣይፈልጦ ኣይሓቶ
ዓይነይ ንየዒንቱ ወዝቢ ምስ ጠመቶ
ብዘይሓሰብክዎ ኣብ ልበይ ሰሪቱ
ብዘይሓሰብክዎ ኣብ ልበይ ብሒቱ
ብዘይ ሓንቲ ወግዒ ምንም ከየዕለልካ
ብዘይ ሓንቲ ወግዒ ምንም ከየዕለልካ
ከምዚ'ዶ እገብር'ዩ ዘረስዕ ስራሕካ
ከምዚ'ዶ እገብር'ዩ ዘረስዕ ስራሕካ
ገጢሙኒ ዘሎ ሽግር ምስ መከራ
ገጢሙኒ ዘሎ ሽግር ምስ መከራ
ነዚ ወዲ ኸይዱ መን'ዩ ዝሕብሮ
ነዚ ወዲ ኸይዱ መን'ዩ ዝሕብሮ
ሰላምታና ብርሑቕ ኮይኑ
ሰላምታና ብርሑቕ ኮይኑ
ብማዕዶ ኾይኑ
ሰላምታና ብርሑቕ ኮይኑ
ሰላምታና ብማዕዶ ኾይኑ
ብማዕዶ ኾይኑ
ኣይጥምቶን ኢለ ፍቕሪ ከይጸንዓኒ
ኣይጥምቶን ኢለ ፍቕሪ ከይስዕረኒ
መሊሰ ይርእዮ ምጭካን ኣብይኒ
መሊሰ ይርእዮ ምጭካን ኣብይኒ
ኣይምረኣኽዎን የዒንተይ ገቲረ
ኣይምረኣኽዎን የዒንተይ ገቲረ
ነብሰይ ከም ዝውጽዕ እምንቶ የሕዲረ
ነብሰይ ከም ዝውጽዕ እምንቶ የሕዲረ
ንሱ'ውን ብቐንዱ ከማይ እንተኾይኑ
ንሱ'ውን ብቐንዱ ከማይ እንተኾይኑ
እንተተራኸቡ ኮኾባት ክልቴና
ሽሙ'ውን ክሓቶ መበገሲ ፍቕርና
ንሱ'ውን ብቐንዱ ከማይ እንተኾይኑ
ንሱ'ውን ብቐንዱ ከማይ እንተኾይኑ
እንተተራኸቡ ኮኾባት ክልቴና
ሽሙ'ውን ክሓቶ መበገሲ ፍቕርና

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists