Kishore Kumar Hits

Sami Berhane - Aytgdefni lyrics

Artist: Sami Berhane

album: Meadi Beteseb


መዓልቲ ጸሓይ ዓሪቡኒ
ክደልየኪ ጠፊእክኒ
ኣቐይመኪ' ድየ ርሒቕክኒ
ክእረም በደለይ ንገርኒ
ክእረም በደለይ ንገርኒ
መዓልቲ ጸሓይ ዓሪቡኒ
ክደልየኪ ጠፊእክኒ
ኣቐይመኪ' ድየ ርሒቕክኒ
ክእረም በደለይ ንገርኒ
ክእረም በደለይ ንገርኒ
እምበር ኣይትርሓቕኒ
እምበር ኣይትግደፍኒ
እምበር ኣይትርሓቕኒ
እምበር ኣይትግደፍኒ
ኣ... ይትግደፍኒ
ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ
ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ
ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ
ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ
ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ
ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ
ወይዘሪት ናይ ወይዘራዝር
ፍቕሪ ምግባር ምሳኺ ክምቅር
ወሲነየ ምሳኺ ክነብር
ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር
ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር
ወይዘሪት ናይ ወይዘራዝር
ፍቕሪ ምግባር ምሳኺ ክምቅር
ወሲነየ ምሳኺ ክነብር
ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር
ኣፍቅዲ ስድራና ኽንነግር
እምበር ኣይትርሓቕኒ
እምበር ኣይትግደፍኒ
እምበር ኣይትርሓቕኒ
እምበር ኣይትግደፍኒ
ኣ... ይትግደፍኒ
ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ
ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ
ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ
ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ
ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ
ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ
ምሉእ ለይቲ ሗቒፈኪ
ፈጺመየ እኮ ዘይመንወኪ
ቀትሪ 'ውን ርእየ ዘይጸግበኪ
ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ
ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ
ምሉእ ለይቲ ሗቒፈኪ
ፈጺመየ እኮ ዘይመንወኪ
ቀትሪ 'ውን ርእየ ዘይጸግበኪ
ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ
ኣሚነየ ንዓይ ከም ዝኾንኪ
እምበር ኣይትርሓቕኒ
እምበር ኣይትግደፍኒ
እምበር ኣይትርሓቕኒ
እምበር ኣይትግደፍኒ
ኣ... ይትግደፍኒ
ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ
ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ
ኣይክእሎንየ ኣፍቂረ
ኣይክእሎንየ ኣይጸሮንየ
ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ
ካባኺ ተፈልየ ሰብ ኣይከውንንየ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists