Kishore Kumar Hits

Robel Haile - Nay Beyney'ba Kuni lyrics

Artist: Robel Haile

album: Shikorinatat (Eritrean music)


ዘይ ሓስብ ዓሻ አንተመሰልኩ ኣነ
ባአሲ ጸሊአ ርአሰይ አንተደነነ
ኣይጠፋኣንን ብድሕረይ አንታይ ከም ትገብሪ
ሰብ ዘበለኒስ ንዓይ ፍቅሪ ዩ ፍቅሪ
ዘይ ሓስብ ዓሻ አንተመሰልኩ ኣነ
ባአሲ ጸሊአ ርአሰይ አንተደነነ
ኣይጠፋኣንን ብድሕረይ አንታይ ከም ትገብሪ
ሰብ ዘበለኒስ ንዓይ ፍቅሪ ዩ ፍቅሪ
ኣነ አወ አዚ ኣነ አወ ኣነ
ስነይ አንተስሓቀ
ሕጉስ መዓስ ኮይነ
ከይዛረበኪ ፈሪሐ ንከይትሓርቂ
ደሓር ከይስአን ለባም ዓራቂ
ንንብሰይ ኣአሚነ ከይነግር ንወላሓንቲ
ተጻዊረዮ ልበይ አናነደደ
አንታይ ከ ይግበር ካብ ወረደ
ኣካይዳኪ ከፊኡ
በተይ ቀይርኪዮ ዓውዲ
መቅርብትኪ በዚሖም
አካ ከይ ኮኑስ ብፍቅዲ
ናብ ዝከድክዮ አናከድኩ
ናተይ ምካንኪ ከይነግር
ዝኣምነኒ ካ ነይረክብ
ወላ አንተቅረብኩ ምስክር
ዘይ ሓስብ ዓሻ አንተመሰልኩ ኣነ
ባአሲ ጸሊአ ርአሰይ አንተደነነ
ኣይጠፋኣንን ብድሕረይ አንታይ ከም ትገብሪ
ሰብ ዘበለኒስ ንዓይ ፍቅሪ ዩ ፍቅሪ
ዘይ ሓስብ ዓሻ አንተመሰልኩ ኣነ
ባአሲ ጸሊአ ርአሰይ አንተደነነ
ኣይጠፋኣንን ብድሕረይ አንታይ ከም ትገብሪ
ሰብ ዘበለኒስ ንዓይ ፍቅሪ ዩ ፍቅሪ
ኣነ አወ አዚ ኣነ አወ ኣነ
ስነይ አንተስሓቀ
ሕጉስ መዓስ ኮይነ
ከይዛረበኪ ፈሪሐ ንከይትሓርቂ
ደሓር ከይስአን ለባም ዓራቂ
ንንብሰይ ኣአሚነ ከይነግር ንወላሓንቲ
ተጻዊረዮ ልበይ አናነደደ
አንታይ ከ ይግበር ካብ ወረደ
ኣካይዳኪ ከፊኡ
በተይ ቀይርኪዮ ዓውዲ
መቅርብትኪ በዚሖም
አካ ከይ ኮኑስ ብፍቅዲ
ናብ ዝከድክዮ አናከድኩ
ናተይ ምካንኪ ከይነግር
ዝኣምነኒ ካ ነይረክብ
ወላ አንተቅረብኩ ምስክር
ራህለይ ስለ አምነት ስለ ፍቅሪ ስለ ፍቅሪ
ኣይጨክን ልብኪ ኣይትትረሪ
ኣብ ጎነይ ውዒልክስ ምሳይ አባ ሕደሪ
ራህለይ ስለ አምነት ስለ ፍቅሪ ስለ ፍቅሪ
ኣይጨክን ልብኪ ኣይትትረሪ
ኣብ ጎነይ ውዒልክስ ምሳይ አባ ሕደሪ
ብኣኪ ዝፍደዮ መርገም ከም ዘለኒ
ምስዝን ምስትን አልኪ ኣይተሳቅይኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
ራህለይ ስለ አምነት ስለ ፍቅሪ ስለ ፍቅሪ
ኣይጨክን ልብኪ ኣይትትረሪ
ኣብ ጎነይ ውዒልክስ ምሳይ አባ ሕደሪ
ራህለይ ስለ አምነት ስለ ፍቅሪ ስለ ፍቅሪ
ኣይጨክን ልብኪ ኣይትትረሪ
ኣብ ጎነይ ውዒልክስ ምሳይ አባ ሕደሪ
ብኣኪ ዝፍደዮ መርገም ከም ዘለኒ
ምስዝን ምስትን አልኪ ኣይተሳቅይኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
ራህለይ ስለ አምነት ስለ ፍቅሪ ስለ ፍቅሪ
ኣይጨክን ልብኪ ኣይትትረሪ
ኣብ ጎነይ ውዒልክስ ምሳይ አባ ሕደሪ
ራህለይ ስለ አምነት ስለ ፍቅሪ ስለ ፍቅሪ
ኣይጨክን ልብኪ ኣይትትረሪ
ኣብ ጎነይ ውዒልክስ ምሳይ አባ ሕደሪ
ብኣኪ ዝፍደዮ መርገም ከም ዘለኒ
ምስዝን ምስትን አልኪ ኣይተሳቅይኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ
በጃኪ ናይ በይነይ አባ ኩኒ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists