ወይኖ'የ ወይኖ'የ ወይኖ
ወይኖ'የ ወይኖ'የ ወይኖ
ድሕሪ ገዛይ የኳድድ ኣሎ
♪
ኮኾብ ሰሜን ኮኾብ ጽባሕ
ተንሳፈፊ ኣብ ደመና
ኤርትራዊት ውብ ከተማ
አስመራዬ አለሽ ጀግና
እቲ ሰሓቕ እቲ ፍቅሪ
አብዚ ዓይነይ ተሳኢሉ
ድቃስ እንድዩ ዝኸልኣኒ
ብናፍቖት ተቐቲሉ
♪
በሙዚቃ ጥበብ ምስጢር
ባሳለፍነው ድብቅ ፍቅር
ሰማይ ሄጄ ናፍቆኝ መጣሁ
ኣብርሃምን ያየ ኣጣሁ
ባለ ክራር የዜማ እናት
ይቺ ምስኪን ጥበብ የት ናት
ፀሃይቱ ጠልቃ እንዳይሆን
ምነው ጠፋች ንጋት ሲሆን
ፀሃይ ነይ ፅብቅተይ
ነይ የኔ ቆንጆ አረ ተይ
ፀሃይ ነይ ምቅርተይ
ነይ የኔ ጣፋጭ አረ ተይ
ጀግና ዋ ተበርህ
ኣልኣሚን እና ኣሲና
ግርማይ መሓሪ ኣብርሃ
ታሪክ ያነሳል ገናናን
ናብ ዝኸድኩ ከይዳ ካባኺ ተፈልየ
ናብራ ኣይክእሎን'የ እንተሓየለ
ናፍቖትኪ ግና 'ታይ ከም ዝገብሮ
ሕንቕንቕ ኢልኒ ነቢዐ ድሮ
እስኪ ጠይቁልኝ ያየ የሰማ
ኦሮማይ ሲወስደው በዓሉ ግርማ
ኮምቢሽታቶው ኣስካላው
በ ኣምባሳደር ከድኩ
♪
ገበያው ሳይቀናኝ እንዴት ልመለስ
አብርሃም አፈወርቅ የማነ ባሪያ
♪
አስመራ ወርቅሽን አፋልጊኝ ነያ
አስመራ ወርቅሽን አፋልጊኝ ነያ
አስመራ ወርቅሽን አፋልጊኝ ነያ
አስመራ ወርቅሽን አፋልጊኝ ነያ
Поcмотреть все песни артиста
Other albums by the artist