Kishore Kumar Hits

Daniel Mogos - Tegagiki lyrics

Artist: Daniel Mogos

album: Tegagiki


ትማሊ እቲ ትማሊ
ሓቂ ኸተምስሊ
ሽምጠይ ተደጊፍኪ ወዲቕኪ ኣብ ደረተይ
ክሳብ'ታ ዘለኹ ናትካ'ያ ህይወተይ
ምሽ ኢልክኒ ሓፍተይ
ትማሊ እቲ ትማሊ
ሓቂ ኸተምስሊ
ሽምጠይ ተደጊፍኪ ወዲቕኪ ኣብ ደረተይ
ክሳብ'ታ ዘለኹ ናትካ'ያ ህይወተይ
ምሽ ኢልክኒ ሓፍተይ
ምስ በልክኒ እስኪ መሓልለይ እንድየ ኢለኪ ኣነ
ነቲ ዝበልክኒ ምእማኑ ስኢነ
ትዝክርዮ'ዶ ሽዑ ትዝክሪ
ኣብቲ ማሙቕ ዓራት ፉሕፉሕ ዝብል ፍቕሪ
ፉሕፉሕ ዝብል ፍቕሪ
ብዘይ ካቲም ኪዳን ክትኣትውለይ
ኣደይ ትሙት ኢልኪ ሽዑ ኽትምሕልለይ
ንዒ'ባ ዘክርለይ
ሎሚ እንታይ ተረኽበ ሕጂ እንታይ ተረኽበ
ንፍቕርን እምነትን ብዘይ ሓመድ ድበ
ምቕታልኪ ድኣ ከም ሻሙ ናይ ኣዴኺ ገደደ
ሓራም ኢዩ ሓራም ምሒልካ'ዶ ይጥለም
ብቓል ኢያ'ኮ ብቓል ተፈጢራ 'ዛ ዓለም
ንኽትጠልምኒ ዲኺ ምሒልክለይ በዴኺ
ጨካን ኢኺ ተጋጊኺ ተጋጊኺ
ጨካን ኢኺ ተጋጊኺ ፍቕረይ ተጋጊኺ
ተጋጊኺ በቃ ተጋጊኺ
ጨኪንክለይ ፍቕረይ ተጋጊኺ
ማሕላ ምጥላም እንተ'ሊዎ መስጣ
መዓስ ንዓይ ነዴኺ'ዩ ጣጣ'የ እቲ ጣጣ
ጌጋ 'ኸሎ ጥልመት ብሕጊ ብባህሊ
ነገር ሓሶት ነገር መታለሊ
እናፈለጥኪ ካብ ክሳድ ንላዕሊ
ኣደይ ትሙት ኢልኪ ካብ ትምሕሊ
ካብ ትምሕሊ
ካብ ትምሕሊ
ተጋጊኺ
ተጋጊኺ በቃ
ተጋጊኺ
ተጋጊኺ በቃ ተጋጊኺ
እንታይ ድኣ ጌረን'የን ኣዴኺ
ሞት ንዘይተርፈኒ ንዓይ
ዘይትምሕልለይ ብኣይ
ሞት ንዘይተርፈኒ ንዓይ
ዘይትምሕልለይ ብኣይ
እዛ ቐታሊት ፍቕሪ በዲኣ ምሒላ
ጨካን ኢኺ 'ስኺ ጨካን ንኣመላ
ሞት ናይ ልበይ ይእኸሎ ሞት ዝልበይ ኣብ ፍቕሪ
ኣይገብሮን እባ 'ኸውን ንማሕላኺ ፈጣሪ
ተጋጊኺ በቃ ተጋጊኺ
ጨኪንክለይ ፍቕረይ ተጋጊኺ
ማሕላ ምጥላም እንተ'ሊዎ መስጣ
መዓስ ንዓይ ነዴኺ'ዩ ጣጣ'የ እቲ ጣጣ
ጌጋ 'ኸሎ ጥልመት ብሕጊ ብባህሊ
ነገር ሓሶት ነገር መታለሊ
እናፈለጥኪ ካብ ክሳድ ንላዕሊ
ኣደይ ትሙት ኢልኪ ካብ ትምሕሊ
ካብ ትምሕሊ
ካብ ትምሕሊ
ተጋጊኺ
ተጋጊኺ በቃ
ተጋጊኺ
ተጋጊኺ በቃ ተጋጊኺ
እንታይ ድኣ ጌረን'የን ኣዴኺ
ሞት ንዘይተርፈኒ ንዓይ
ዘይትምሕልለይ ብኣይ
ሞት ንዘይተርፈኒ ንዓይ
ዘይትምሕልለይ ብኣይ
እዛ ቐታሊት ፍቕሪ በዲኣ ምሒላ
ጨካን ኢኺ 'ስኺ ጨካን ንኣመላ
ሞት ናይ ልበይ ይእኸሎ ሞት ዝልበይ ኣብ ፍቕሪ
ኣይገብሮን እባ 'ኸውን ንማሕላኺ ፈጣሪ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists