Kishore Kumar Hits

Eyerusalem Amde - Ngereni lyrics

Artist: Eyerusalem Amde

album: Ngereni


ንገረኒ
ንገረኒ ሄይ
በጃኻ ንዶ ሚስጥር ኮይኑኒ አነ
ናይ መን ፃዲቅ ዩ ክብሌ
ንገረኒ ቁሩብ መን ትበሀሌ ...አሀዬ
ብሞተይ መን ይነግረካ ድሌተይ
ትሰምኦ ዲካ ፀሎተይ
ባህጊ ሂዎተይ
በጃካ ንዶ ጨኒቁኒ ሎ አነ
አበይ እፈልጦ ክብሌ
ንገረኒ ቁሩብ መን ትበሀሌ
ብሞተይ መን ይነግረካ ድሌተይ
ትሰምኦ ዲካ ፀሎተይ
ባህጊ ሂዎተይ
ፍቅሪ ከም ማይ አይኒ ምድረበዳ
አበይ ይርከብ ብቀሊሉ ሎሚ ግዳ
እድመ ንእስነተይ ክምነዮ
ተስፋን ሀልዮትን ብአኻ ንድየ ረኪበዮ
ሀንቂቀ ታይ ጎደለኒ ሳላኻ
ዘይትነግረኒ በጃኻ
እብድ ኢለልኻ
ወለላይ ወለላይ
ወለላይ ወለላይ
ወለላይ ወለላይ
ታይ ከበደካ ምልላይ
ወለላይ ወለላይ
ወለላይ ወለላይ
ወለላይ ወለላይ
ታይ ከበደካ ምልላይ
ታይ ረኺባ ክብላ ሰሚኧ
እማነይ ብአኻ ኮሪኧ
ከየወድሰካ መን ኢለ
አበይ ፈሊጠካ አነለ
ዘይትነግረኒ አታ መን ይብሉኻ
ገሪሙኒ አነ ስጋኻ
ወይ ግበረሉ ወይ ንበረሉ
ገባሬ ሰናይ ኻ ንደአሉ
መን ኢኻ ንዶ ንሽሙ አንታ ሀወይ
ንገረኒ ሄይ ሄይ
መን ኢኻ ንዶ ንሽሙ አንታ ሀወይ
ንገረኒ ሄይ ሄ... ይ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
አታ ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
አታ ንገረኒ ...ንገረኒ
ዘይትነግረኒ አታ መን ይብሉኻ
ገሪሙኒ አነ ስጋኻ
ወይ ግበረሉ ወይ ንበረሉ
ገባሬ ሰናይ ኻ ንደአሉ
መን ኢኻ ሞ ንሽሙ አንታ ሀወይ
ንገረኒ ሄይ ሄይ
መን ኢኻ ሞ ንሽሙ አንታ ሀወይ
ንገረኒ ሄይ ሄ... ይ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
አታ ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
ንገረኒ ...ንገረኒ
አታ ንገረኒ ...ንገረኒ
መን ኢኻ እንታይ ዩ ብልሀቱ ምንጋር
መን ኢኻ እንታ... ይ ዩ ብልሀቱ ምንጋር
መን ኢኻ እንታ... ይ ዩ ብልሀቱ ምንጋር
መን ኢኻ እንታ... ይ ዩ ብልሀቱ ምንጋር

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists