Kishore Kumar Hits

Abraham Alem Abi - Mahazay lyrics

Artist: Abraham Alem Abi

album: Mahazay


ዘይጽንቀቕ ለውሃትኪ መለክዒ ኣልቦ
ምኡዝ'ዩ ቃላትኪ ሓልዮት ዝንበቦ
ሎሚስ ኣፍሪህኒ ቃንኡ ኸይቅይር
ካብ ሕውነት ናብ ፍቕሪ ከይዝንብል ኣንፈቱ
ይቕየረኒ'ሎ ኣጣምታ የዒንትኺ
ኣይፈተኽዎን እቲ ጋሻ ባህርኺ
ሓፍተየ መዓረይ እዋይ ከይስከፍ ንመልሲ
ኣይተፍቅርኒ ኣይተፍቅርኒ
ኣይተፍቅርኒ
ላላላ
ላላላ
ዘፍቅራ ኣላትኒ ብልቢ ዘኽብራ
ንዘንትእለት ልበይ ዝሓዘእኩላ
ማሕላ'ለኒ ኣነ ንኸይጠልም ልባ
ንሳ'ውን ከማይ ሻቕሎት እህልዋ
እዋይ ዝያዳይ ዝያዳይ መሓዛይ

ዘይጽንቀቕ ለውሃትኪ መለክዒ ኣልቦ
ምኡዝ'ዩ ቃላትኪ ሓልዮት ዝንበቦ
ሎሚስ ኣፍሪህኒ ቃንኡ ኸይቅይር
ካብ ሕውነት ናብ ፍቕሪ ከይዝንብል ኣንፈቱ
ይቕየረኒ'ሎ ኣጣምታ የዒንትኺ
ኣይፈተኽዎን እቲ ጋሻ ባህርኺ
ሓፍተየ መዓረይ እዋይ ከይስከፍ ንመልሲ
ኣይተፍቅርኒ ኣይተፍቅርኒ
ኣይተፍቅርኒ
ላላላ
ላላላ
ዘፍቅራ ኣላትኒ ብልቢ ዘኽብራ
ንዘንትእለት ልበይ ዝሓዘእኩላ
ማሕላ'ለኒ ኣነ ንኸይጠልም ልባ
ንሳ'ውን ከማይ ሻቕሎት እህልዋ
እዋይ ዝያዳይ ዝያዳይ መሓዛይ
ኣለኹ ኣብ ጎንኺ
ሓውኺ እንድየ ምሳኺ
ሕውነትና ይዓቢ
ኣይተፍቅርኒ ብልቢ
ስምዕኒ እንዶ መሓዛየ
ኣቲ መሓዛየ ኣቲ መሓዛየ
ኣላይተየ
ኣቲ መሓዛ (ላሎ)ኣቲ መሓዛ (እውይ)
ኣቲ መሓዛየ
ኣላይተየ

ምልክዕትን ርህርህትን (መሓዛየ)
ዝያዳየ
ኣነ ሓውኺ ኣፍቂረ ኢየ
ዘክሪ ሕውነት (ዘሕለፍናዮ)
ዘክርዮ
ዝን ኣይትበሊ ስቕታ ግደፍዮ
እላላላሎ እዎዎዎ
እላላላለ ዉዉዉ
እላላላለ እዎ
ኣለኹ ኣብ ጎንኺ
ሓውኺ እንድየ ምሳኺ
ሕውነትና ይዓቢ
ኣይተፍቅርኒ ብልቢ
ስምዕኒ እንዶ መሓዛየ
ኣቲ መሓዛየ ኣቲ መሓዛየ
ኣላይተየ
ኣቲ መሓዛ (ላሎ)ኣቲ መሓዛ (እውይ)
ኣቲ መሓዛየ
ኣላይተየ

እህ እህ
ምልክዕትን ርህርህትን (መሓዛየ)
ዝያዳየ
ኣነ ሓውኺ ኣፍቂረ ኢየ
ዘክሪ ሕውነት (ዘሕለፍናዮ)
ዘክርዮ
ዝን ኣይትበሊ ስቕታ ግደፍዮ
ዎዎዎዎ
እለይእለየ
እላላላየ
እዎይ

ዎዎዎዎ
እለይእለየ
እላላላየ
እዎይ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists