Elham Mohammed - Mebaliyti Aykonan lyrics
Artist:
Elham Mohammed
album: Mebaliyti Aykonan
ካብ ቀደም ዝብህጎ ጸወታ ፍቅሪ ፍቅሪ
ሽምዓ ዘማዕረጎ እንግዶት ድራር ፍቅሪ
ኣብ ደበና ክንሳፍፍ ከዕልል ርስዖ
ከ ፍቅር 'ዩ ድሌተይ ተፈቂረ ክሓልፍ
መሲሉና 'ምበር መባልይቲ ኣይኮናን
ፍቅሪ ዘይብልና ብስም ፍቅሪ ዜርና
ዘባእስ የብልናን ስእልታት ዘቅድድ
ኣብ ፍቅሪ ኣይነበርናን ተለማሚድና 'ምበር
በብወገና ንፍቅሪ ንድለያ ከሐጉሰና' ዩ ምስ ረከብናዮ
♪
ናፍቆት ተዝነብር ዘንብዕ ፍቅሪ
ኣይምተጠፋእናን ዋላ ንሓንቲ ረፍዲ
ክንዲ ንተሓላለ ክንነብር ክንሕጎስ
ኣንቺ መንቺ ነብዝሕ ብዘይጠቅም ንበኣስ
መሲሉና 'ምበር መባልይቲ ኣይኮናን
ፍቅሪ ዘይብልና ብስም ፍቅሪ ዜርና
ዘባእስ የብልናን ስእልታት ዘቅድድ
ኣብ ፍቅሪ ኣይነበርናን ተለማሚድና 'ምበር
በብወገና ንፍቅሪ ንድለያ ከሐጉሰና' ዩ ምስ ረከብናዮ
♪
ምፍታው ንፋቶ ኢና ከመይ ዘይንፋቶ
ብዙሕ የሕሊፍና 'ዲና ከመይ 'ሞ ክንክሕዶ
ክፉእ ግን ኣይነበረን ክልቴና ንፈልጦ 'ዩ
ዘሕለፍናዮ ንፍቅሪ ውሑድ 'ዩ
ዘባእስ የብልናን ስእልታት ዘቅድድ
ኣብ ፍቅሪ ኣይነበርናን ተለማሚድና ምበር
በብወገና ንፍቅሪ ንድለያ ከሐጉሰና' ዩ ምስ ረከብናዮ
ዘባእስ የብልናን ስእልታት ዘቅድድ
ኣብ ፍቅሪ ኣይነበርናን ተለማሚድና ምበር
በብወገና ንፍቅሪ ንድለያ ከሐጉሰና'ዩ ምስ ረከብናዮ
Поcмотреть все песни артиста
Other albums by the artist