Kishore Kumar Hits

Abraham Gebremedhin - Megbey lyrics

Artist: Abraham Gebremedhin

album: Habeney


ምግበይ ደሃየይ ስምዕዮ በጃኺ
ብዓጀባ እምነት ክአቱ አርሕውለይ ማዕፆ ልብኺ
ምግበይ እቶ'ባ በልኒ በጃኺ
መዋእለይ ምእንታን ከስተርሕው አብ መንበሪ ዙፋን ልብኺ
መከራ ናይ ሕሱም ፍቕርኺ አብ ውሽጢ ምስ አጎደ
አብ መዓሙቕ ሰራውር ደመይ ወትሮ እናነደደ
ንምንታይ ግን ፍቕረይ 'ዚ ትብሊ ትርግታ ልበይ ናሰማዕክዮ
አይ ፍጥርቲ ጓል ሰብ እንድኺ ፍቕሪ እባ ጀባ በልዮ
እሁሀይ ስዘምዓኪ የለን
እሁሀይ ብልሳንኪ ዝብሕቶ
እሁ እሁ እዋይ አብ ልብኺ እዩ ዘሎ
እሁሀይ ናይ መሰልኪ ባይቶ
ዘይከውን ተኾይኑ አይተዳህልልኒ ምግቢ በይነይ ፅልግልግ ከይበለ ናብ ገደም ምርሕኒ
ንምንታይ ግን ፍቕረይ 'ዚ ትብሊ ትርግታ ልበይ ናሰማዕክዮ
አይ ፍጥርቲ ጓል ሰብ እንድኺ ፍቕሪ እባ ጀባ በልዮ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists