Kishore Kumar Hits

Abraham Gebremedhin - Tedebise lyrics

Artist: Abraham Gebremedhin

album: Habeney


ተደቢሰ ነኣኪ ብምፍካረይ
ተጋሂዱ ናይ አመታት ህልመይ
ርህርህቺስ ክስሱ ነይ መዐረይ
ና ባረቅኩ ትርሶ ንፍቅረኪ
ንዝሀዘነይ ልቢ ደቢስኪዮ
ንስደተኛ ሀሳበይ በንስኪዮ
ዝገመከ ተስፋ ዘሪክለይ
ተሳዊቲ ንግርግር ካህበለይ

ኒሻነኪ ኮኮብ ስልማተይ
ለዕልኩለ ነዐይ ደባሲተይ
ሂይወትኪ ተስፋ ዘስ መቅኒ
ካብ ፀባህና ብርሃና ዘውሳከኔ
መታ ልበይ ነዐይ ክቀስነለይ
ሄለው ክበር ከጂ ደውልለይ
ኣኽሊል ፍቅረይ ኮላይ ይወኒለይ
ከምስገኪ ሳባ ንገስለይ
ንገስለይ ክረኺለይ ፅገሂለይ
አዶከንኪ ነከም ደቀይ ሀብ ህብለይ
ኪዳን ንግበር ሽምዐፈኸሪ ወዲዕለይ

ተደቢሰ ነኣኪ ብምፍካረይ
ተጋሂዱ ናይ አመታት ህልመይ
ርህርህቺስ ክስሱ ነይ መዐረይ
ና ባረቅኩ ትርሶ ንፍቅረኪ
ንዝሀዘነይ ልቢ ደቢስኪዮ
ንስደተኛ ሀሳበይ በንስኪዮ
ዝገመከ ተስፋ ዘሪክለይ
ተሳዊቲ ንግርግር ካህበለይ

ኣይፅበቅንታ ናይ ሎቶሪ
ታይከአብፅ ጥርዒት በዘይ ክኽሪ
ሀፋኺዩ ነዐይፂ ዝህሸኒ
ሽታ ሂወት ተስፋ ዝህበኒ
ካብ ሀዘነይ ነዐይ ደቢስክኒ
ከይሰደፍኩ ናብ ኽብር መሊስኸኒ
ብሩህ ተስፋን ኾላይ ለግስኽኒ
አጋም እሸት ኮክታስ ቀሪህ ኦኒ
ንገስለይ ክረኺለይ ፅገሂለይ
አዶከንኪ ነከም ደቀይ ሀብ ህብለይ
ኪዳን ንግበር ሽምዐፈኸሪ ወዲዕለይ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists