Kishore Kumar Hits

Abraham Gebremedhin - Kmis Beli lyrics

Artist: Abraham Gebremedhin

album: Habeney


ክምስ እንዶ በሊ ወለላ
ልበይ ምሳኺ ኾብሊላ
ቅርብ በልኒ እባ ህይወተይ
ኣይትርሓቕኒ ካብ ጎነይ
ክምስ እንዶ በሊ ወለላ
ልበይ ምሳኺ ኾብሊላ
ቅርብ በልኒ እባ ህይወተይ
ኣይትርሓቕኒ ካብ ጎነይ
መዓልታት ሓሊፉ ብማዕዶ ክጥምት
ደሃይኪ ንምርካብ ፍጥረታት ክሓትት
ኣበዩ ኣድራሻኺ ትነብርሉ ቦታ
ዕምሪ ክሓጽረለይ ናይ ዓይኒ ቆላሕታ
ደሃይ ሃቢ ተዛረቢ
ሕሰብለይ በጃኺ
ኣፍቂርኪ'ዶ ኣይትፈልጥን
ከምዚ ዘይጭከን
ኣቱም ሰብ ጉድ ረኺበ
ዘይትርዳእ ፍጥረት ኣፍቂረ
ማሲነ እንድዕለይ
ኣይፈለጥኩን መውደቕየይ
ኣቱም ሰብ ጉድ ረኺበ
ዘይትርዳእ ፍጥረት ኣፍቂረ
ማሲነ እንድዕለይ
ኣይፈለጥኩን መውደቕየይ
ክምስ እንዶ በሊ ወለላ
ልበይ ምሳኺ ኾብሊላ
ቅርብ በልኒ እባ ህይወተይ
ኣይትርሓቕኒ ካብ ጎነይ
ክምስ እንዶ በሊ ወለላ
ልበይ ምሳኺ ኾብሊላ
ቅርብ በልኒ እባ ህይወተይ
ኣይትርሓቕኒ ካብ ጎነይ
መዓልታት ሓሊፉ ብማዕዶ ክጥምት
ደሃይኪ ንምርካብ ፍጥረታት ክሓትት
ኣበዩ ኣድራሻኺ ትነብርሉ ቦታ
ዕምሪ ክሓጽረለይ ናይ ዓይኒ ቆላሕታ
ደሃይ ሃቢ ተዛረቢ
ሕሰብለይ በጃኺ
ኣፍቂርኪ'ዶ ኣይትፈልጥን
ከምዚ ዘይጭከን
ኣቱም ሰብ ጉድ ረኺበ
ዘይትርዳእ ፍጥረት ኣፍቂረ
ማሲነ እንድዕለይ
ኣይፈለጥኩን መውደቕየይ
ኣቱም ሰብ ጉድ ረኺበ
ዘይትርዳእ ፍጥረት ኣፍቂረ
ማሲነ እንድዕለይ
ኣይፈለጥኩን መውደቕየይ
ኣቱም ሰብ ጉድ ረኺበ
ዘይትርዳእ ፍጥረት ኣፍቂረ
ማሲነ እንድዕለይ
ኣይፈለጥኩን መውደቕየይ
ኣቱም ሰብ ጉድ ረኺበ
ዘይትርዳእ ፍጥረት ኣፍቂረ
ማሲነ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists