Kishore Kumar Hits

TIGRAY ENT - Beyney Terife lyrics

Artist: TIGRAY ENT

album: Tigray Fikri


ጥዑም ዩ ነይሩ ፍቅርና ኣብ ሕልና አሎ ዛንታና
ከም ሎሚ ከይተማነና ፍቅረየ ሓደ ዩ ነይሩ ልብና
ጥዑም ዩ ነይሩ ፍቅርና ኣብ ሕልና አሎ ዛንታና
ከም ሎሚ ከይተማነና ፍቅረየ ሓደ ዩ ነይሩ ልብና
(ሓያል ዩ ሓያል) ንእስነት ዘለዎ ዕዳ
ክትዘልል ህይወትይ ገዲዳ
(ሓያል ዩ ሓያል) ከም ድልየቱ ይእዝዘካ
ሓያል እኮ ፍቅርካ
እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
ከፅንዕ ኢለ ይሙክር መፅሓፍ ገንፂለ
ዓይነይ ደብተር ልበይ ፍቅሪ ተመሳቂለ
ኩሉ ሙሉ ይአብየኒ ናባኻ አንቂለ
ናበረርኩ ይመፀካ ፍቅሪ ሓዚለ
ፍቅርካ ተተርኢሰ ፍቅርካ ተነፂፈ በይነይ ተሪፈ
ዘክሮባ ፍቅረይ እቲ ዝሓለፈ
ናባኻ እንትመፅእ ደብተረይ ዓፂፈ
ምኽሪ ናይ ወለደይ ምሒር ተፀይፈ
ምሳኻ እንትውዕል ትምህርተይ ገዲፈ
እዋይዋይዋይዋይዋይ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ
ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
እዋይዋይዋይዋይዋይ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ
ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
ጥዑም ዩ ነይሩ ፍቅርና ኣብ ሕልና አሎ ዛንታና
ከም ሎሚ ከይተማነና ፍቅረየ ሓደ ዩ ነይሩ ልብና
ጥዑም ዩ ነይሩ ፍቅርና ኣብ ሕልና አሎ ዛንታና
ከም ሎሚ ከይተማነና ፍቅረየ ሓደ ዩ ነይሩ ልብና
(ሓያል ዩ ሓያል) ንእስነት ዘለዎ ዕዳ
ክትዘልል ህይወትይ ገዲዳ
(ሓያል ዩ ሓያል) ከም ድልየቱ ይእዝዘካ
ሓያል እኮ ፍቅርካ
እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
ንመሰናኽል ፍቅሪ ከምዘይ ሓለፍና
ንፀገማት ብሓባር ከምዘይ ሰገርና
ፅንዓት ፍቅሪ ዘምሃረ ፍቅሪ ክልቴና
እንታይ ተረከበ ሐዚ ተፈላሊና
ልብና ሃደ እዩ ነይሩ ነገር ጓንነት ኮይኑስ ተፈላሊና
ምጥልላም ኮይኑ ሪሒቅካ ካብ ዓይነይ
ለምለም ርገፅ ኢካ የቀንኻ ሃወይ
መንገዲ ቀይርካ ክትፍለ ካብ ዓይነይ
ኣነስ ኣይኣመንኩ ኣብዩኒ ሎ ልበይ
እዋይዋይዋይዋይዋይ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ
ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
እዋይዋይዋይዋይዋይ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ
ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ
እዋይዋይዋይዋይዋይ እዋይ ሓያል ዩ እዋይ
ሓያል ዩ እዋይ ፍቅሪ ነዓይ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists