Kishore Kumar Hits

Solomon Haile - Des Yebelino lyrics

Artist: Solomon Haile

album: Des Yebelino


ሰሎሞን ሃይለ "ደስ ይብለኒ ሎ"
ስኒ ኣጅቦ ስኒ ሽሓነ ድዕላነኡ ሎሚ ቅነ
ምስኺ ሓሸው ምሳኺ ሓሸውሸው ደስ ይብለኒ ሎ ኣነ
ወለሎ ወለሎ ደስ ይብለኒ ሎ ስምኪ ከልዕሎ
ወለሎ ወለሎ ብፈትሊ ላምባ ትሕሎ
ቆልዓ ትግራይ መለይ ቆልዓ ትግራይ ወይኖ
ወትሩ ጡሉይ ጡሉይ መዓረይ ወትሩ ሽሙንማኖ
ኣብየት ብወራቁ ብወራውር ኣብየት ብዙርያ ብ ቁናኖ
ቆልዓ ትግራይ ሸገ ቆልዓ ትግራይ ሙና
ወትሩ ልዉይ ልዉይ ሽኮረይ ወትሩ ሽኮሪና
ኣብዛ ዓይነይ ትመላለስ ኣላ ደቂቅ ሽፈን ገርሲ ተኸዲና
ስየ ስየ የ ስየ ሕነ ናፍቆተየ
ስየ ስየ የ ስየ ቆሎ ናይ ሕማመየ
እንድዕሉ ምሸት ምሸት ጠናጢንካ ዓለም ምሸት ምሸት ጠናጢንካ ጭንቂ
ቆልዓ ትግራይ ሸላሊምካ ብሩር ቆልዓ ትግራይ ሸላሊምካ ወርቂ
ደስ ይብለኒ ሎ ማሰየ ማሰ ማርያ ክኾን ከሎ አነ . . . .
ንዒ ፅላለይ መፀለሊተየ ሳዓምኒ መቀነይተየ ሸኾናቢተይ
ናይ ሕማመይ ቆልዓ ናይ ትግራየ
ምሳኺ ግርም ምሳኺ ሕራይ ናፍቆተይ
ቆልዓ ትግራይ ወይኖ ሽሙንማኖ
ቆልዓ ትግራይ ሙና ሽኮሪና
ኣሸሙናና ኣሸሙናና ኣሸሙናና ኣሸሙናና
ሽም እስክትሽም እስክትሽም እስክትሽም እስካክግድም
እዝዝዝዝይ ምሳኺ ወዝወዝ
ደስ ይብለኒ አሎ አነስ(4)
አሽሙናና ሰናይ ዑሙር ዳስየ ስላስ የ ሰይ ስይ ክብል ከሎ ብሜስየ
አሽሙናና ሰናይ ክብሪ ቃንጮ ብለጮ ሰይ ስይ ክብል ከሎ ብ ዋንጫ
ገዲፍካ ፍዝዝ ገዲፍካ ድንንየ ዕብዳንየ ምሸት ምሸት ከበሮ ርሻንየ
ገዲፍካ ህራስ ገዲፍካ ትኻስየ ሓዳስየ ትዝዝዝዝይ ዝይ ዝመሽየ
. . . . . . . . . . . . . . .

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists