Kishore Kumar Hits

Solomon Haile - Gezana lyrics

Artist: Solomon Haile

album: Koribelki


ዕድመ ንእስነተይ 'ታ ዘሕለፍኩሏ
ምሰቦይ ምሰደይ ዚዓበኹላ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ዕድመ ንእስነተይ 'ታ ዘሕለፍኩሏ
ምሰቦይ ምሰደይ ዚዓበኹላየ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ኣታ ትገይሽ ገያሻይ በጃኻ ተላኣኸኒ
ከመለዉ ስድራቤተይ ናፍቖቶም ንገረኒ
ከመለዉ ስድራቤተይ ሃለዋቶም ንገረኒ
ብፍላይ 'ታ ሕያወይቲ 'ታ ለዋህ ኣደይ መዓረይ
እናመጸት ኣብ ሕልሚ ለይተይ ድቃስ ስኢነን የዒንተይ
ድቃስ ስኢነን የዒንተይ
ዕድመ ንእስነተይ 'ታ ዘሕለፍኩሏ
ምሰቦይ ምሰደይ ዚዓበኹላየ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ዕድመ ንእስነተይ 'ታ ዘሕለፍኩሏ
ምሰቦይ ምሰደይ ዚዓበኹላ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ትረኣየኒ ገዛና መበቆል ናይ ቁልዕነተይ
ምቾት ዕድመ ዘሕለፍኩላ መረበጽ ናይ ስድራቤተይ
መረበጽ ናይ ስድራቤተይ
ምስ ንኣሽቱ የሕዋተይ ክንጨራረቕ ከለና
'ታ ለዋህ ኣደይ መዓረይ ኽትርኢ ዓይኒ ዓይንና
ኽትርኢ ዓይኒ ዓይንና
ዕድመ ንእስነተይ 'ታ ዘሕለፍኩሏ
ምሰቦይ ምሰደይ ዚዓበኹላ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ
ናፊቐዮ ኢድ ወላዲተይ ናይታ ራህራህ ማማይ
ኣበይ ክረኽቦ ተፈላሊኻ ንበይነይ'ዶ ኾይኑ'ማ
ዓንዲ ናይ ስድራ ሓላዪ ደቁ ተኽሊ ናይ ገዛ ኣበባ
ምኽሪ ኽበና ምሰሕዋተይ ተራእይኒ ባባ
ዓንዲ ናይ ስድራ ሓላዪ ደቁ ተኽሊ ናይ ገዛ ኣበባ
ምኽሪ ኽበና ምሰሕዋተይ ተራእይኒ ባባ
ናፊቐዮ ኢድ ወላዲተይ ናይታ ራህራህ ማማይ
ኣበይ ክረኽቦ ተፈላሊኻ ንበይነይ'ዶ ኾይኑ'ማ
ናፊቐዮ ኢድ ወላዲተይ ናይታ ራህራህ ማማይ
ኣበይ ክረኽቦ ተፈላሊኻ ንበይነይ'ዶ ኾይኑ'ማ
ዓንዲ ናይ ስድራ ሓላዪ ደቁ ተኽሊ ናይ ገዛ ኣበባ
ምኽሪ ኽበና ምሰሕዋተይ ተራእይኒ ባባ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists