Kishore Kumar Hits

Solomon Haile - Adey lyrics

Artist: Solomon Haile

album: Koribelki


ኣሊሊ ኣሊሎ ኣይገርመንን ዘሎ
ፈውሲ ሕማመየ
ሓኪመያ ኣላ
ኣይገርመንን ኣሎ ሰብ ዝበለ ተበለኒ
ዝበለ ተበለኒ ተበለ በለኒ
ኣይ ህቦን ኢየ እዝኒ
ኣይገርመንን ኣሎ ሰብ ዝበለ ተበለኒ
ዝበለ ተበለኒ ክብልዩ በለኒ
ኣይህቦን ኢየ እዝኒ
ይሓምዩኒ ኣለው እንዳ ተቀባበሉ
(ኣርጊጻቶ እንዳበሉ ኣዚሕላቶ እንዳበሉ)
ስርሖም ገዲፎም ሽመይ እንዳ ኣልዓሉ
(ኣደንዚዛቶ እንዳበሉ ኣመርኪኻቶ እንዳበሉ)
ወረ እንዳ ቃሰሉ ፍቅሪ እንዳ ኣቃለሉ
(ዓዲዊላቶ እንዳበሉ ኣጸሊላቶ እንዳበሉ)
ኣይገርመንን ዝኹሉ ኣይገርመንን ያኣክል
ኣይገርመንን ኣይደርቀንን ቅኒኢ እንዳኣሉ
ኣይገርመንን ናይ ሰብ (ዝበሎ ይበል)
ቀናእ ኣመሉ ኢዩ (ወረ ይቆስል)
ሰብ ዝበሎ ይበል(ከም ዝመሰሎ)
ጽቡቅእየ ዘለኹ (ጢዕምኒ ኣሎ)
ፈውሲ ሕማመየ
ናተይይይ
ኣይገርመንን ኣሎ ሰብ ዝበለ ተበለኒ
ዝበለ ተበለኒ ተበለ በለኒ
ኣይ ህቦን ኢየ እዝኒ
ኣይገርመንን ኣሎ ሰብ ዝበለ ተበለኒ
ዝበለ ተበለኒ ክብልዩ በለኒ
ኣይህቦን ኢየ እዝኒ
ኣይደልን መኻሪ ኣይደልን ሞንገኛ
(ኪዱ ስራሕኩም ግበሩ ኪዱ ዋኒንኩም ግበሩ)
መቃተሪ ሳልሳይ መላኽዒ ጓና
(በቃ ስራሕኩም ግበሩ በቃ ዋኒንኩም ግበሩ)
ክፈትዋየ ኣነ ከፍቅራየ ገና
(ኪዱ ስራሕኩም ግበሩ ኪዱ ዋኒንኩም ግበሩ)
ሰይ ገበር ሰይ ሰይ ገበር እንቅሓ ሰይ
ሰይ ገበር እንቅሓ ሰይ ኣድገምትለይ
በለካ ለኽዓካ (በቃ ይኣኽሎ)
ኣይደልን ኺዱለይ (ጢዕምኒ ኣሎ)
በለካ ለኽዓካ (በቃ ይኣኽሎ)
ኣይደልን ኺዱለይ (ጢዕምኒ ኣሎ)
ወላ ትድገመልይ ወላ ተዚረለይ
ወላ ትድገመልይ
ትግበረለይ ፈውሲ ትግበረለይ ሰራም
ትግበረለይ ሰረም
ኣይጸላን ኢየ ኣነ ኣይገድፋን እንብለይ
ኣይገድፋን እንብለይ ኣይገድፋን እንብለይ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
ኣይደልን መኻሪ ኣይደልን ሞንገኛ
ኣይደልን ሞንገኛ
መቃተሪ ሳልሳይ መላኽዒ ጓና
መላኽዒ ጓና
ክፈትዋየ ኣነ ከፍቅራየ ገና
ከፍቅራየ ገና ከፍቅራየ ገና
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
ሽጥ ኣቢየት ኣቢየት
ከመይ ከመይ ከመይ
ባኣ ኣይትምጹኒ ባኣ ኣይትሕለዩለይ
ሕጂ ኣይትሕለዩለይ
ትግበረለይ ፈውሲ ትግበረለይ ሰራም
ትግበረለይ ሰረም
ኣይጸላኣን እየ ኣነስ ኣይገድፋን እንብለይ
ኣይገድፋን እንብለይ ኣይገድፋን እንብለይ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ
እንብለይ እንቢ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists