Kishore Kumar Hits

Amanuel Yemane - Amanay lyrics

Artist: Amanuel Yemane

album: Amanay


ናፊቐኪ ኣቲ ወለባ...
ናፊቐኪ ኣቲ ዕምበባ...
ኣነሞ በይነይ 'የ በይነይ.
ይጥለምዶ ኣቲ ኣማናይ.
ንስኺዶ ኣይኮንክን ፈላጢት ታውሽጠይ
ተጥዕዪ ተሕምምኒ ከኣሊት ኣመለይ
ታይዳኣ 'ሞ ተቐይርክኒ
ታይዳኣ 'ሞ ሸለል ኢልክኒ
እሞ ድማ ታናተይ ዝብላ ሰበይ ተኸዊላ
ሰበይ ተኸዊላ
ሰበይ ተኸዊላ
መልሲ እንዶ ግዳ ሃቢ ዝያዳ
ወይ ታልበይ ትፅቢት ገደዳ
ትፅቢት ገደዳ
ዓይነይ ናባኺ የቋምት ኣሎ
ካብ ምፅባይ ዝኸፍእ ደሎየ
ባዕሉ የቕልሎ
መልሲ ተሎ ንገርኒ መልሲ ተሎ...
መልሲ ተሎ ንገርኒ ፍቕረይ ወለሎ.
ክፅበየኪ 'የ
ክፅበየኪ 'የ
ክፅበየኪ 'የ ንበይነይ
ኣላለይ... ለየ
ኣላለይ... ደየ
ክፅበየኪ 'የ ንበይነይ
ኣትዮ ሰበይየ ሓንቲ ናይ ልበይየ.
ንበይነ የ እዋይ ንበይነይ...
ንበይነይየ እዋይ ንበይነይ
ኣየ.የ.ሃይ
ኣየ.የ.ሃይ
መልሲ ተሎ ንገርኒ መልሲ ተሎ...
መልሲ ተሎ ንገርኒ ፍቕረይ ወለሎ.
ክፅበየኪ 'የ
ክፅበየኪ 'የ
ክፅበየኪ 'የ ንበይነይ
ኣላለይ... ለየ
ኣላለይ... ደየ
ክፅበየኪ 'የ ንበይነይ
ኣትዮ ሰበይየ ሓንቲ ናይ ልበይየ.
ንበይነይየ እዋይ ንበይነይ...
ንበይነይ የ እዋይ ንበይነይ
ኣየ.የ.ሃይ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists