Kishore Kumar Hits

Millen Hailu - Afkirka Kealo lyrics

Artist: Millen Hailu

album: Afkirka Kealo


ኣንታ ዘለላየ ሎምሲ በዚሑ ወጽዓይ
ወጽዓየ ወጽዓይ
ኣንታ ወለላየ መሊሱ ብኢሱ ቃንዛይ
ቃንዛየ ቃንዛይ
ክትኣምን ክትፈልጥ ፍትወይ
ሕልናይ ዓሪቡ ብደወይ
በጃኻ ልበይ ኣይትስበሮ
ከማይ ኩን ኣፍቂርካ ከኣሎ
ኣንታ ኮኾበየ ሎሚሲ ረቒቑ ልበይ
ልበየ ልበይ
በል ሕጅስ በቃ ዓቕሊ ኣጽቢበ
ክትኣምን ክጽለል ቀሪበ
ንስኻ ጥዕናይ ሕማመይ
ፈውስኻ ዘይትበኒ ኸመይ
ሓሚመ 'ኮየ ሓሚመ ደኺመ 'ወታ ሓሚመ
ዓበድበድ ኢለ ብፍቕሪ ኣብ ፍትወትካ ተሸሚመ
ዓቢደ 'ኮየ ብፍቕሪ ዓበድበድ ኢለ ዓቢደ
ኣይርኢ ኣይሰምዕ ጌርካኒ ኣብ ትዝታ ተዓኒደ
በዚሑ ሎምስ ወጽዓይ በዚሑ
ነዊሑ ትጽቢት ልበየ ሎምስ ፈሪሑ
ልበይ
ቅልውላው'ዩ ፍቕሪ ኣይትቐላልወኒ ትሃስየኒ
ልበይ ካብ ወሰድካ ልብኻ ሃበኒ ዘይትበኒ
ኣውያት ውሽጠይ ስኢኑ ሰማዒ
እንድዒ እንድዒ
ሃባ ሃባ ሃበኒ እታ ልበይ
ሃባ ሃባ ሃበኒ እታ ቐልበይ
ምሳኻ'ሎ ኮኾበይ
ዓራት ተሓዝኩ ተደኒሰ
እንተራኣኻኒ ተረሚሰ
እንታይ ትረብሕ እንታይ
ንምንታይ ኢኻ ሓወይ ንምንታይ
ትሃድም ካባይ
ንዓ በል ንዓ 'ጆኻ ኣንታ ዕንቁ ባሕሪ
ንዓ በል ንዓ ሃባ ፉሕፉሕ ዝብል ፍቕሪ
ፍቕሪ ወሲድካ ፍቕረይ ምለሰለይ
ኣሟሙቐኒ ይኣክል ሙቕራረይ
ንዓ በል ኣንታ ወለላ ኣንታ ዑንቆ ባሕሪ
ንዓ በል ንዓ ሃባ ፉሕፉሕ ዝብል ፍቕሪ
ፍቕሪ ወሲድካ ፍቕረይ ምለሰለይ
ኣሟሙቐኒ ይኣክል ሙቕራረይ
ንዓባየ ንዓባየ ንዓ ሃበኒ ሃባ ኹሉሙሉ
ንዓባየ ንዓባየ እንታይ ትረብሕ ልበይ ተጸሊሉ
ንዓ 'ጆኻ ሕጂ ግጠሞ
ሕልኮ ፍቕሪ ንጠማጠሞ
ተዘይኮይኑ ዕንቂ ባሕሪ ግድንዩ 'ታ ምጽላለይ
ከም ሓፍትኻ ሕለየለይ
ሕለባ 'ታ ሕለየለይ ሕለባ 'ታ ሕለየለይ
ዘይተርፍዩ ምጽላለይ
ንዓ በል ንዓ 'ጆኻ ኣንታ ዕንቁ ባሕሪ
ንዓ በል ንዓ ሃባ ፉሕፉሕ ዝብል ፍቕሪ
ፍቕሪ ወሲድካ ፍቕረይ ምለሰለይ
ኣሟሙቐኒ ይኣክል ሙቕራረይ
ንዓ በል ኣንታ ወለላ ኣንታ ዑንቆ ባሕሪ
ንዓ በል ንዓ ሃባ ፉሕፉሕ ዝብል ፍቕሪ
ፍቕሪ ወሲድካ ፍቕረይ ምለሰለይ
ኣሟሙቐኒ ይኣክል ሙቕራረይ
ንዓባየ ንዓባየ ንዓ ሃበኒ ሃባ ኹሉሙሉ
ንዓባየ ንዓባየ እንታይ ትረብሕ ልበይ ተጸሊሉ
ንዓ 'ጆኻ ሕጂ ግጠሞ
ሕልኮ ፍቕሪ ንጠማጠሞ
ተዘይኮይኑ ዕንቂ ባሕሪ ግድንዩ 'ታ ምጽላለይ
ከም ሓፍትኻ ሕለየለይ
ሕለባ 'ታ ሕለየለይ ሕለባ 'ታ ሕለየለይ
ዘይተርፍዩ ምጽላለይ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists