Kishore Kumar Hits

Feven Tsegay - Natey Ika lyrics

Artist: Feven Tsegay

album: Natey Ika (Eritrean Music)


ኣብ ፍቕሪ ጊላን ጎይታን
ዓጽመ-ስጋን ጓናን
የልን'ሞ
ንጉስኪ እንተድኣ ኾይነ
ንግስተይ ኢኺ
ናይ ፍቕሪ ንጉሰይ ካብ ኮነ
ክሰግድ ኣብ ብርኩ ደኒነ
ክደንን ማዕተብ ቃል-ኪዳን
ፍቕሪ እንድዩ ናይ ተፈጥሮ ብርሃን
ኣነ ብዘይካኻ የብለይን ዝርእዮ
ልበይ ሂበካ እንድየ 'ታይ ካባይ ትደልዮ
ንስኻ...
ባዕልኻ...
ባዕልኻ ወድኣዮ
ኣነ ብዘይካኻ የብለይን ዝርእዮ
ልበይ ሂበካ እንድየ 'ታይ ካባይ ትደልዮ
ንስኻ...
ባዕልኻ...
ባዕልኻ ወድኣዮ
ሕሉፍ ዝሓለፈ ጽቡቕ'ዩ ዕድለይ
ስንቂ ፍቕሪ'ለኒ ንምሉእ ህይወተይ
ኣብ ራህዋ ኣብ ጭንቂ
ናተይ ኢኻ ናተይ
ናትካ እንተዘይከውን ኣ...
ናይ መን ኮን ምኾንኩ
ኣይ ትንፋስ ኣይ ድቃስ ኣ...
ሻብ-ሻቡ ምሞትኩ
ኮኾበይ ኮኾብካ ሓደ እንድዩ ፍጥረቱ
ሕጊ ህይወት መሬት ንሱ 'ንድዩ ብልሓቱ
ኣነ ብዘይካኻ የብለይን ዝርእዮ
ልበይ ሂበካ እንድየ 'ታይ ካባይ ትደልዮ
ንስኻ...
ባዕልኻ...
ባዕልኻ ወድኣዮ
ኣነ ብዘይካኻ የብለይን ዝርእዮ
ልበይ ሂበካ እንድየ 'ታይ ካባይ ትደልዮ
ንስኻ...
ባዕልኻ...
ባዕልኻ ወድኣዮ
ሕሉፍ ዝሓለፈ ጽቡቕ'ዩ ዕድለይ
ስንቂ ፍቕሪ'ለኒ ንምሉእ ህይወተይ
ኣብ ራህዋ ኣብ ጭንቂ
ናተይ ኢኻ ናተይ
ናትካ እንተዘይከውን ኣ...
ናይ መን ኮን ምኾንኩ
ኣይ ትንፋስ ኣይ ድቃስ ኣ...
ሻብ-ሻቡ ምሞትኩ
ኮኾበይ ኮኾብካ ሓደ እንድዩ ፍጥረቱ
ሕጊ ህይወት መሬት ንሱ 'ንድዩ ብልሓቱ
ናትካ እንተዘይከውን
ናይ መን ኮን ምኾንኩ
ኣይ ትንፋስ ኣይ ድቃስ
ሻብ-ሻቡ ምሞትኩ
ናትካ እንተዘይከውን
ናይ መን ኮን ምኾንኩ
ኣይ ትንፋስ ኣይ ድቃስ
ሻብ-ሻቡ ምሞትኩ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists