Kishore Kumar Hits

Feven Tsegay - Fikry Beyney lyrics

Artist: Feven Tsegay

album: Wesn


ፍቕሪ በይነይ ናይ ልበይ ትዝታ
ሓብረኒ ዘለኻዮ ቦታ
ጸሓይ ህይወት ኣብ በይነይ ጸልሚታ
ስቓይ ኮይኑ ናይ ንብዓት ጀለምታ
ምስ ትንፋሰይ ኣስከሬን ምምሳለይ
ገለ ኾይና ተወርዩለይ ንዓይ
ሰብ ዘይፈልጦ ዘይፍውሶ ስቓይ
ፍቕርኻ እንድዩ ናይ ወትሩ ሕማመይ
ፍቕሪ በይነይ ናይ ልበይ ትዝታ
ሓብረኒ ዘለኻዮ ቦታ
ጸሓይ ህይወት ኣብ በይነይ ጸልሚታ
ስቓይ ኮይኑ ናይ ንብዓት ጀለምታ
ምስ ትንፋሰይ ኣስከሬን ምምሳለይ
ገለ ኾይና ተወርዩለይ ንዓይ
ሰብ ዘይፈልጦ ዘይፍውሶ ስቓይ
ፍቕርኻ እንድዩ ናይ ወትሩ ሕማመይ
መሓዙትና ብገርሆም ከዕልሉ
ከምዚ ነይሩ ከምዚ'ባ እናበሉ
ወትሩ ጊዜ ንስምካ ከልዕሉ
ምጽማሙ ኣብዩኒ ፍቕርና
እርሕቀሎም በይነይ ናብ ጽሞና
ቃንዛ ልቢ ከቢድ'ዩ ኣመና
ንብኽያተይ ካልእ ሰብ ከይሰምዖ
ኣቤት'ወ ኣብ በይነይ ዝነብዖ
ኣቤት'ወ ኣብ በይነይ ዝነብዖ
ገዲፍካኒ ምስ ከድካ ንስኻ
ብርሃን ዓይነይ ደብዚዙ ድሕረኻ
ፍቕሪ በይነይ ኣበይ'ኻ ዘለኻ
ጽሓይ ብራቕ ክሳብ ጽሓይ ዕራብ
ምስ ስእልኻ ናይ ልበይ ክዛረብ
ደብዛዝ ኮይኑ ወጋሕታ የርክብ
ንንብዓተይ እናሻዕ ከርግፎ
ኮይኑኒ ድዩ ከምዚ'ለ ከሕልፎ
ኮይኑኒ ድዩ ንበይነይ ከሕልፎ
ገዲፍካኒ ምስ ከድካ ንስኻ
ብርሃን ዓይነይ ደብዚዙ ድሕረኻ
ፍቕሪ በይነይ ኣበይ'ኻ ዘለኻ
ጽሓይ ብራቕ ክሳብ ጽሓይ ዕራብ
ምስ ስእልኻ ናይ ልበይ ክዛረብ
ደብዛዝ ኮይኑ ወጋሕታ የርክብ
ንንብዓተይ እናሻዕ ከርግፎ
ኮይኑኒ ድዩ ከምዚ'ለ ከሕልፎ
ኮይኑኒ ድዩ ንበይነይ ከሕልፎ
ፍቕሪ በይነይ ናይ ልበይ ትዝታ
ሓብረኒ ዘለኻዮ ቦታ
ጸሓይ ህይወት ኣብ በይነይ ጸልሚታ
ስቓይ ኮይኑ ናይ ንብዓት ጀለምታ
ምስ ትንፋሰይ ኣስከሬን ምምሳለይ
ገለ ኾይና ተወርዩለይ ንዓይ
ሰብ ዘይፈልጦ ዘይፍውሶ ስቓይ
ፍቕርኻ እንድዩ ናይ ወትሩ ሕማመይ
ፍቕሪ በይነይ ናይ ልበይ ትዝታ
ሓብረኒ ዘለኻዮ ቦታ
ጸሓይ ህይወት ኣብ በይነይ ጸልሚታ
ስቓይ ኮይኑ ናይ ንብዓት ጀለምታ
ምስ ትንፋሰይ ኣስከሬን ምምሳለይ
ገለ ኾይና ተወርዩለይ ንዓይ
ሰብ ዘይፈልጦ ዘይፍውሶ ስቓይ
ፍቕርኻ እንድዩ ናይ ወትሩ ሕማመይ
መሓዙትና ብገርሆም ከዕልሉ
ከምዚ ነይሩ ከምዚ'ባ እናበሉ
ወትሩ ጊዜ ንስምካ ከልዕሉ
ምጽማሙ ኣብዩኒ ፍቕርና
እርሕቀሎም በይነይ ናብ ጽሞና
ቃንዛ ልቢ ከቢድ'ዩ ኣመና
ንብኽያተይ ካልእ ሰብ ከይሰምዖ
ኣቤት'ወ ኣብ በይነይ ዝነብዖ
ኣቤት'ወ ኣብ በይነይ ዝነብዖ
ገዲፍካኒ ምስ ከድካ ንስኻ
ብርሃን ዓይነይ ደብዚዙ ድሕረኻ
ፍቕሪ በይነይ ኣበይ'ኻ ዘለኻ
ጽሓይ ብራቕ ክሳብ ጽሓይ ዕራብ
ምስ ስእልኻ ናይ ልበይ ክዛረብ
ደብዛዝ ኮይኑ ወጋሕታ የርክብ
ንንብዓተይ እናሻዕ ከርግፎ
ኮይኑኒ ድዩ ከምዚ'ለ ከሕልፎ
ኮይኑኒ ድዩ ንበይነይ ከሕልፎ
ንብኽያተይ ካልእ ሰብ ከይሰምዖ
ኣቤት'ወ ኣብ በይነይ ዝነብዖ
ኣቤት'ወ ኣብ በይነይ ዝነብዖ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists