Kishore Kumar Hits

Feven Tsegay - Tezawer lyrics

Artist: Feven Tsegay

album: Wesn


ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር
ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር
ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር
ምስትምሳል ዘይትገድፎ
ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ
ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ
ኣይሕሰምካ ፍቕረይ
እንካ በራውረይ
ኣሽንኳይ በራውረይ
ሂበካ እንድየ ልበይ
ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር
ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር
ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር
ምስትምሳል ዘይትገድፎ
ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ
ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ
ኣይሕሰምካ ፍቕረይ
እንካ በራውረይ
ኣሽንኳይ በራውረይ
ሂበካ እንድየ ልበይ
ረኣያ እንዶ ዓለም ኣብ ጉያ
ለውሃታ ኣብ ቅርዓታ ተደብያ
ቃንዛን ዋይታን ኮይኑ ደሃያ
ንስኻ'ኸ ሓወይ ከምኡ'ዶ
ገንዘብ ናብ ዘለዎ ክትከዶ
ፍቕርና ንሕልፈት ክትፈርዶ
እንካብ ምፍልላይ
ስእነት 'ታይ ብሃላይ
ምንባረይ ከይጸልኦ
ሃልወለይ ጥራይ
ፍቕረይ ፍቕሪ ልበይ ጎበዝየ
ጽን ምባል ኣሎ እንዶ ንጊዜ
እንታይ ዋጋ'ለዎ ትካዘ
ዓይነ-ብርኪ ንእዲ ከይሓዘ
እንታይ ኣበለካ ፈዘዘ
ቅድሜኻ እንድዩ ዘሎ ግስጋሰ
ሰልዲ እንተዘይብሉ
ማሙቕ'ዩ ህድሞና
ብትምኒት ዘይርከብ
ፍቕሪ'ለዎ ቤትና
ፍቕረይ ፍቕሪ ልበይ ጎበዝየ
ጽን ምባል ኣሎ እንዶ ንጊዜ
እንታይ ዋጋ'ለዎ ትካዘ
ዓይነ-ብርኪ ንእዲ ከይሓዘ
እንታይ ኣበለካ ፈዘዘ
ቅድሜኻ እንድዩ ዘሎ ግስጋሰ
ሰልዲ እንተዘይብሉ
ማሙቕ'ዩ ህድሞና
ብትምኒት ዘይርከብ
ፍቕሪ'ለዎ ቤትና
ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር
ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር
ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር
ምስትምሳል ዘይትገድፎ
ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ
ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ
ኣይሕሰምካ ፍቕረይ
እንካ በራውረይ
ኣሽንኳይ በራውረይ
ሂበካ እንድየ ልበይ
ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር
ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር
ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር
ምስትምሳል ዘይትገድፎ
ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ
ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ
ኣይሕሰምካ ፍቕረይ
እንካ በራውረይ
ኣሽንኳይ በራውረይ
ሂበካ እንድየ ልበይ
ረኣያ እንዶ ዓለም ኣብ ጉያ
ለውሃታ ኣብ ቅርዓታ ተደብያ
ቃንዛን ዋይታን ኮይኑ ደሃያ
ንስኻ'ኸ ሓወይ ከምኡ'ዶ
ገንዘብ ናብ ዘለዎ ክትከዶ
ፍቕርና ንሕልፈት ክትፈርዶ
እንካብ ምፍልላይ
ስእነት 'ታይ ብሃላይ
ምንባረይ ከይጸልኦ
ሃልወለይ ጥራይ
ፍቕረይ ፍቕሪ ልበይ ጎበዝየ
ጽን ምባል ኣሎ እንዶ ንጊዜ
እንታይ ዋጋ'ለዎ ትካዘ
ዓይነ-ብርኪ ንእዲ ከይሓዘ
እንታይ ኣበለካ ፈዘዘ
ቅድሜኻ እንድዩ ዘሎ ግስጋሰ
ሰልዲ እንተዘይብሉ
ማሙቕ'ዩ ህድሞና
ብትምኒት ዘይርከብ
ፍቕሪ'ለዎ ቤትና
እንካብ ምፍልላይ
ስእነት 'ታይ ብሃላይ
ምንባረይ ከይጸልኦ
ሃልወለይ ጥራይ
ሰልዲ እንተዘይብሉ
ማሙቕ'ዩ ህድሞና
ብትምኒት ዘይርከብ
ፍቕሪ'ለዎ ቤትና
እንካብ ምፍልላይ
ስእነት 'ታይ ብሃላይ
ምንባረይ ከይጸልኦ
ሃልወለይ ጥራይ
ሰልዲ እንተዘይብሉ
ማሙቕ'ዩ ህድሞና
ብትምኒት ዘይርከብ
ፍቕሪ'ለዎ ቤትና

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists