Kishore Kumar Hits

Robel Michael - Mezekerta lyrics

Artist: Robel Michael

album: Mezekerta (Eritrean Music)


ኣየየይ ኣየየይ
እውይውይ እውይእውይ
ኣየየይ ኣየየይ
እውይውይ እውይእውይ
ብሞተይ ኢለኪ ኣይትግደፍለይ መዘከርታ
ብሞተይ ኢለኪ ኣይደልንየ መዘከርታ
ጾር ክትኮነኒ'ያ ክሽገር'የ ምቕማጣ
እንድዕላ እንድዕላ እዛ ነብሰይ በጃኺ ከይከፍኣ ትዝታ
ብሞተይ ኢለኪ ኣይትግደፍለይ መዘከርታ
ብሞተይ ኢለኪ ኣይደልንየ መዘከርታ
ጾር ክትኮነኒ'ያ ክሽገር'የ ምቕማጣ
እንድዕላ እንድዕላ እዛ ነብሰይ በጃኺ ከይከፍኣ ትዝታ
ኣበይ ከይርስዓኪ'የ መዘከርታ ዘድልየኒ
ትንፋሰይ ኢለኪ እንድየ ናይ ምንባረይ ወሳኒ
ዶስ ዝቐስን'ዩ መሲልኪ ብድሕሬኺ ኣውዲቐ'ወ ጎነይ
መዘከርታ ኽትህብንስ ኣይርድኣክን ድዩ ፍቕረይ
መዘከርታ ኽትህብንስ ኣይርድኣክን ድዩ ፍቕረይ
ኣሃሃሃይ
ሓደ ሕማም'የ ዝኽእሎ ብናፍቖትኪ ነዲደ
ብዘይ መዘከርታ ክዝክረኪ ሕሸኒ ሕማቕ እምበር'የ ለሚደ
ከምዛ ቖልዓ መብጽዓ ውላድ ወዲ በጃኽን
ገለ ኸይትኾነኒ ከብዝሓላ ኽንክን
እታ መዘከርታኺ'ወ እንዳመሰለትኒ እስኺ
ኣብ ትዝታ ጥሒለ ክሳቐይ እንድየ በጃኺ
ክሳቐይ እንድየ በጃኺ
ኣየየይ ኣየየይ
እውይውይ እውይእውይ
ኣየየይ ኣየየይ
እውይውይ እውይእውይ
ብሞተይ ኢለኪ ኣይትግደፍለይ መዘከርታ
ብሞተይ ኢለኪ ኣይደልንየ መዘከርታ
ጾር ክትኮነኒ'ያ ክሽገር'የ ምቕማጣ
እንድዕላ እንድዕላ እዛ ነብሰይ በጃኺ ከይከፍኣ ትዝታ
ኣበይ ከይርስዓኪ'የ መዘከርታ ዘድልየኒ
ትንፋሰይ ኢለኪ እንድየ ናይ ምንባረይ ወሳኒ
ዶስ ዝቐስን'ዩ መሲልኪ ብድሕሬኺ ኣውዲቐ'ወ ጎነይ
መዘከርታ ኽትህብንስ ኣይርድኣክን ድዩ ፍቕረይ
መዘከርታ ኽትህብንስ ኣይርድኣክን ድዩ ፍቕረይ
ናናናይ
ሓደ ሕማም'የ ዝኽእሎ ብናፍቖትኪ ነዲደ
ብዘይ መዘከርታ ክዝክረኪ ሕሸኒ ሕማቕ እምበር'የ ለሚደ
ከምዛ ቖልዓ መብጽዓ ውላድ ወዲ በጃኽን
ገለ ኸይትኾነኒ ከብዝሓላ ኽንክን
እታ መዘከርታኺ'ወ እንዳመሰለትኒ እስኺ
ኣብ ትዝታ ጥሒለ ክሳቐይ እንድየ በጃኺ
ክሳቐይ እንድየ በጃኺ
እውይ እውይ
ኣየይ የይ
እውይ እውይ
ኣሃሃሃ
ኡሁሁ
ኣሃሃይ
መዘከርታ መዘከርታ ኣይደልንየ ኣይትግደፍለይ መዘከርታ
ኡ... ይ ድሕሪ ቻው ኣብ ጊዜ ስንብታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ጌታ ጥራሕ ባዕሉ ከም ቀደሙ እግበሮ
ኪዲ'ሞ ተመለስኒ ጽምዋይ ክስዕሮ
ፍቕርኺ እንከሎ ንጉሰይ
ኣዛዝየይ ናይ ልበይ
እንታይ መዘከርታ ደልየ
ኣቲኺ እንዲኺ ኣብ ደመይ
መዘከርታ መዘከርታ ኣይደልንየ ኣይትግደፍለይ መዘከርታ
ኡ... ይ ድሕሪ ቻው ኣብ ጊዜ ስንብታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ጌታ ጥራሕ ባዕሉ ከም ቀደሙ እግበሮ
ኪዲ'ሞ ተመለስኒ ጽምዋይ ክስዕሮ
ፍቕርኺ እንከሎ ንጉሰይ
ኣዛዝየይ ናይ ልበይ
እንታይ መዘከርታ ደልየ
ኣቲኺ እንዲኺ ኣብ ደመይ
መዘከርታ መዘከርታ ኣይደልንየ ኣይትግደፍለይ መዘከርታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ
ከጋድደለይ'ዩ ትዝታ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists