Kishore Kumar Hits

Robel Michael - Nafkot lyrics

Artist: Robel Michael

album: Mezekerta (Eritrean Music)


ምፍልላይ ከምዚ ድዩታ ምምራሩ
ምፍልላይ ከቢዱኒ ምኽኣሉ
ምፍልላይ ከቢድዩታ ብኡነት
ካላእ ትሳቐዮ ነዛ ሓጻር ሂወት
ካብ ትፈትዎ እንክትፍለ
ከም ሞት ኣደዩ ዝመረረ
ናፍቖት መሪርዋ ዛነብሰይ
ቅሳነት ስኢኑ መንፈሰይ
እስኹም ከ ከማይ ዶ ትኾኑ
ሕሉፍ እንዳ ዘከርኩም ትሓሙ
የሕዋተይ ንዑ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists