Jemal Romodan - Eti Fqreyn Fqrkn - Eritrean Music lyrics
Artist:
Jemal Romodan
album: Bahri Kebda
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
♪
ልበይ ተመሲጠ ፍቕርኺ ኣሕዲረ
ብዘይ ገለ ስግኣት ንዓኺ ኣፍቂረ
ወላ ኣይጥዓመንን እቲ ናትኪ ወረ
ንዒ ህድእ በሊ ፍቕርና እማዓራረ
ናይ ገዳም ርግቢት ዝመስል ዓይንኺ
ከም ዓቢ በዓል'ውን ዘይድፈር ግርማኺ
ኣነ ኸመይ ጌረ ኽገድፍ ንዓኺ
ትጉሽተተይ በሊ ሕሰቢ ባዕልኺ
♪
ኣሆ... ይ
ሰኣን እርንብ ምባል ነገር ገፈሐ
ሰኣን ስግር ምባል ውሕጅ'ውን በዘሐ
ዝበሃል ምስላ ኽነግረኪ ዶርጊሐ
ስለ ዝፈትወኪ ቂመይ እንከይሰፍሐ
♪
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
♪
ን ጓል ከም ዝባሃል ብዙሓት ደለይታ
ግና ሓደ እዩ ውሱን በዓል ቤታ
ኣጽኒዕኪ ሓዝኒ ሓዚ ሓደ ቦታ
ክፋእኪ ኣይደልን ደሓር መወዳእታ
ንእስነት ሓላፋይ መልክዕ ተደምሳሳይ
ጉብዝና እንተኾነ ከም ቆጽሊ ሓራራይ
እዚ ተገንዚብኪ ፍቕረይ በሊ ሕራይ
ሓንሳብ ተፋቒርካ ዘርጊ ምፍልላይ
♪
ኣሆ... ይ
♪
ሰኣን እርንብ ምባል ነገር ገፈሐ
ሰኣን ስግር ምባል ውሕጅ'ውን በዘሐ
ዝበሃል ምስላ ኽነግረኪ ዶርጊሐ
ስለ ዝፈትወኪ ቂመይ እንከይሰፍሐ
♪
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
እቲ ፍቕረይን ፍቕርኽን ምም
ሓፍተይ ማዕረ ማዕረ ይኹን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
ካብ ምሽቓል ካብ ምሽቓል
ኣነ ውን ክድሕን
♪
ልበይ ተመሲጠ ፍቕርኺ ኣሕዲረ
ብዘይ ገለ ስግኣት ንዓኺ ኣፍቂረ
ወላ ኣይጥዓመንን እቲ ናትኪ ወረ
ንዒ ህድእ በሊ ፍቕርና እማዓራረ
ናይ ገዳም ርግቢት ዝመስል ዓይንኺ
ከም ዓቢ በዓል'ውን ዘይድፈር ግርማኺ
ኣነ ኸመይ ጌረ ኽገድፍ ንዓኺ
ትጉሽተተይ በሊ ሕሰቢ ባዕልኺ
♪
ኣሆ... ይ
ሰኣን እርንብ ምባል ነገር ገፈሐ
ሰኣን ስግር ምባል ውሕጅ'ውን በዘሐ
ዝበሃል ምስላ ኽነግረኪ ዶርጊሐ
ስለ ዝፈትወኪ ቂመይ እንከይሰፍሐ
♪
ፍቕረይ ተገንዚብኪ
ሓዝኒ ኣጽኒዕኪ
ንእስነት ሓላፋይ
መልክዕ ተደምሳሳይ
♪
ስለዚ 'ቲ ፍቕረይ
ፍቕረይ በሊ ሕራይ
ስለ ዝፈትወኪ
ኣይደልን ክፋእኪ
♪
ፍቕረይ ተገንዚብኪ
ሓዝኒ ኣጽኒዕኪ
ንእስነት ሓላፋይ
መልክዕ ተደምሳሳይ
ስለዚ 'ቲ ፍቕረይ
ፍቕረይ በሊ ሕራይ
ስለ ዝፈትወኪ
ኣይደልን ክፋእኪ
Поcмотреть все песни артиста
Other albums by the artist