Jemal Romodan - Ms Men Gedifkni - Eritrean Music lyrics
Artist:
Jemal Romodan
album: Bahri Kebda
ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት
ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት
ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ዝተኣስረ ገመድ ፈቲሓ ትድርቢ
ፍጹም ዘይትፈልጦ መቐረት ናይ ፍቕሪ
ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ
ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ
መሬት ተሓጺቡ በቲ ናተይ ንብዓት
ልበይ ወጊእክኒ በቲ በሊሕ ኩናት
ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት
ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት
ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት
ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ምስ መን ገዲፍክኒ ኣቲ መዳለዊት
ኣነ ንብሕተይ ኣብዛ ጸልማት ዓለም
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ሎምስ መሪሩኒ ክነብር ኣይደልን
ዝተኣስረ ገመድ ፈቲሓ ትድርቢ
ፍጹም ዘይትፈልጦ መቐረት ናይ ፍቕሪ
ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ
ኣየ ዘይሓልፈላ ከምኡ'ይላ ኽትበሊ
መሬት ተሓጺቡ በቲ ናተይ ንብዓት
ልበይ ወጊእክኒ በቲ በሊሕ ኩናት
ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት
ሓዘኑ ንዓኺ ጓሂ ምስ ስቅያት
Поcмотреть все песни артиста
Other albums by the artist