Kishore Kumar Hits

Jemal Romodan - Afom Mear'yu lyrics

Artist: Jemal Romodan

album: Bahri Kebda


ኣፎም መዓር'ዩ
እንታዩ ረኺብዋ ኬድኩም ጠይቕዋ
ሕማም እንተኾይኑ ፈውሲ ኽትብዋ
ተመኺራ ድያ ወይስ ተመንይዋ
ወይስ ተመንይዋ
ተመኺራ ድያ ወይስ ተመንይዋ
ወይስ ተመንይዋ
እንታዩ ረኺብዋ ኬድኩም ጠይቕዋ
ሕማም እንተኾይኑ ፈውሲ ኽትብዋ
ተመኺራ ድያ ወይስ ተመንይዋ
ወይስ ተመንይዋ
ተመኺራ ድያ ወይስ ተመንይዋ
ወይስ ተመንይዋ
ዘይተማኽርኒ እንታይ ሰሚዕክለይ
እናፈራሕክዎ ካባኺ ክፍለይ
ኣምቢዕክኒ ኬድኪ መሪር'ዩ ዕድለይ
ይኣምን'የ ግን ከም ዘይትጭክንለይ
ኩሉ ተዓዚብኪ ምዘኒ ሓሶቶም
ኣነስ ኣይርሕቀክን ክርኢ'የ ውድቀቶም
ፍቕርና ክጸንዕ ክፈስስ ሓሞቶም
ስለዚ ሓደራ ሓፍተይ ነጋህዶም
ስለዚ ሓደራ ሓፍተይ ነጋህዶም
ንኽልተ ፍቑራት ዘእትውሎም ህውከት
ንኽልተ ፍቑራት ዘእትውሎም ህውከት
ከምኡ ዘይረኸቡ ሓሰውቲ ቐንኣት
ከምኡ ዘይረኸቡ ሓሰውቲ ቐንኣት
ኣዋልድ ሃገረይ ብንብዓተይ ተኣረማ
ኣዋልድ ሃገረይ ብንብዓተይ ተኣረማ
ኣፎም መዓር'ዩ ልቦም በሊሕ ላማ
ልቦም በሊሕ ላማ
ኣፎም መዓር'ዩ ልቦም በሊሕ ላማ
ልቦም በሊሕ ላማ
መልሓሶም ዘይዓርፍ ካብትን ናብትን ዝብሉ
ዓይኖም ዘይክእለሎም ብሓሶት ዝምሕሉ
ደጊም ሰብ ነይመርጽ የለን ዝኣምነሉ
ንሕና ኣይንፈላለን ማዕርግ ንርእየሉ
ኩሉ ተዓዚብኪ ምዘኒ ሓሶቶም
ኣነስ ኣይርሕቀክን ክርኢ'የ ውድቀቶም
ፍቕርና ክጸንዕ ክፈስስ ሓሞቶም
ስለዚ ሓደራ ሓፍተይ ነጋህዶም
ስለዚ ሓደራ ሓፍተይ ነጋህዶም
ተመሪጻ ትርአ ካብ ኩለን ማሓዙታ
ተመሪጻ ትርአ ካብ ኩለን ማሓዙታ
ኣነስ ኣይኣመንኩን እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
ኣነስ ኣይኣመንኩን እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
ክፋእ ዘይርከባ ልክዕ ከም ማይ ወጋሕታ
ክፋእ ዘይርከባ ልክዕ ከም ማይ ወጋሕታ
ኣነስ ኣይኣመንኩን እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
ኣነስ ኣይኣመንኩን እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
እስከ ኣብ ኣፋ ክሓታ
መልሓሶም ዘይዓርፍ ካብትን ናብትን ዝብሉ
ዓይኖም ዘይክእለሎም ብሓሶት ዝምሕሉ
ደጊም ሰብ ነይመርጽ የለን ዝኣምነሉ
ንሕና ኣይንፈላለን ማዕርግ ንርእየሉ
ኩሉ ተዓዚብኪ ምዘኒ ሓሶቶም
ኣነስ ኣይርሕቀክን ክርኢ ውድቀቶም
ፍቕርና ክጸንዕ ክፈስስ ሓሞቶም
ስለዚ ሓደራ ሓፍተይ ነጋህዶም
ስለዚ ሓደራ ሓፍተይ ነጋህዶም

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists