Jemal Romodan - Gual Paradizo - Eritrean Music lyrics
Artist:
Jemal Romodan
album: Bahri Kebda
ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ
ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ
ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ
ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ
ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና
ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና
ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና
ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና
ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ
ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ
ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ
ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ
♪
ሎሚ ሕራይ ጽባሕ ክሓስበሉ
ሎሚ ሕራይ ጽባሕ ክሓስበሉ
እዚ ቓላት እዚ መልሲ እምበር ስኢነሉ
እዚ ቓላት እዚ መልሲ እምበር ስኢነሉ
ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና
ሓደ ጊዜ ኣብ ማእከል ጎደና
ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና
ኣልማዝ ረኣኽዋ ክትሓልፍ ደኒና
ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ
ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ
ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ደሪኽዋ
ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ
♪
ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ
ሓሳባተይ ምስ ጓል ፖራዲዞ
ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ
ኣልማዝ እያ ሽማ ሽመይ ባዕላ ትሓዞ
ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ
ኣልማዝ ኢለ እናጸዋዕክዋ
ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ደሪኽዋ
ሰሚዓ ስቕ ትብል ሕፍረት ድዩ ሒዝዋ
ኣልማዝ ፍሽኽ ምስ በለት ልበይ ወሲዳታ
እስከ ሓብሩኒ ኣብ ዘላቶ ቦታ
ኣልማዝ ፍሽኽ ምስ በለት ልበይ ወሲዳታ
እስከ ሓብሩኒ ኣብ ዘላቶ ቦታ
Поcмотреть все песни артиста
Other albums by the artist