Kishore Kumar Hits

Thomas Alazar - Xbah (ጽባሕ) lyrics

Artist: Thomas Alazar

album: Xbah (ጽባሕ)


ንባዕላ ኢላ ንርእሳ ኢላ ክትወግሕ'ያ ንብላ
ንስለና ኢላ ክወግሕ'የ ትብል ኣላ
ብኡ እእከሎም ግዲ ኢላ ጽባሕ ጠበሽ ትብል ኣላ
ንባዕላ ኢላ ንርእሳ ኢላ ክትወግሕ'ያ ንብላ
ንስለና ኢላ ክወግሕ'የ ትብል ኣላ
ብኡ እእከሎም ግዲ ኢላ ጽባሕ ጠበሽ ትብል ኣላ
እዛ ጽባሕ ፍሽኽ ኢላ ርእየያ እሞ
ንዘይጠዓሞ ኽጥዕሞ
እቲ ፍታኒ እዋን ዝተጸመሞ
ይመስለኒ'ሎ ጽባሕ ኩሉ ትዓሞ
ይርኣየኒ'ሎ ንኹሉ ሙሉ ጽባሕ ክትዓሞ
ከይጸልመተ'ዶ ምወግሐ
ከይበርሀ'ዶ ምነግሀ
ራህዋ መንገዲ ኣለዋ ራህዋ
ራህዋ መንገዲ 'ለዋ
ከምቲ'ኳ ከውታ ቅድሚ ምቕታሩ
ጸላም ተመሲሉ ብወጋሕታ ኣቢሉ
ዝረፍድ እንደኣሉ
ራህዋ እውን መንገዲ ኣለዋ
ንጽባሕ ዝብል ኣየጽብሓሉ
ዝብል ብሂል ኣይተቃልበሉ
ንጽባሕ እንድዩ ሎሚ ዝደኸምካዮ
ሎሚ ኣሚንካ ጽባሕ ኣይት ጓንያ
ኣይት ጓንያ
ድቅስ ትስእ ጽባሕ ቀረባ'ያ
ቀረባ'ያ
ሩባ ድዩ'ታ ሳዕሩ ዝነቐጸ
ሓቒቕ'የ ይብል ሓሬት እንዳውጽአ
ንፋስ ድዩ'ታ ፈትሊ ዘየሳዕስዕ
ከተህግዶ'ያ ጽባሕ እቲ ልክዕ
እቲ ልክዕ
ከተርእየና'ያ ጽባሕ እቲ መልክዕ
እቲ ልክዕ
ኣታ ዘይወደቐ ተስፋ ተንጠልጢሉ
ኣታ ዝተሳዕረ ዓቕሊ ኣጽቢቡ
እዛ ጽባሕ ከውሊ ኣሕሊፈ
ፍሽኽ ኢላ ርእየያ እሞ
ንኹሉ ሙሉ ክትድምድሞ
ንውጹዕ ሞሳ ከተግዝሞ
ጻዕሪ'ያ ህይወት ቃልሲ'ዩ ምንባር
ገጢምካ ምስዓር
መምዘጋጠመ ከይረብረብካ ንዕኡ ምምሳል
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ጻዕሪ'ያ ህይወት ቃልሲ'ዩ ምንባር
ገጢምካ ምስዓር
መምዘጋጠመ ከይረብረብካ ንዕኡ ምምሳል
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ኣታ ዘይወደቐ ተስፋ ተንጠልጢሉ
ኣታ ዝተሳዕረ ዓቕሊ ኣጽቢቡ
እዛ ጽባሕ ከውሊ ኣሕሊፈ
ፍሽኽ ኢላ ርእየያ እሞ
ንኹሉ ሙሉ ክትድምድሞ
ንውጹዕ ሞሳ ከተግዝሞ
ጻዕሪ'ያ ህይወት ቃልሲ'ዩ ምንባር
ገጢምካ ምስዓር
መምዘጋጠመ ከይረብረብካ ንዕኡ ምምሳል
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ጻዕሪ'ያ ህይወት ቃልሲ'ዩ ምንባር
ገጢምካ ምስዓር
መምዘጋጠመ ከይረብረብካ ንዕኡ ምምሳል
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ
ነብሰየ ሕጂ ሓቦ በሊ
ነሀለ ጽባሕ ንኹሉ ክትኣሊ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists