Kishore Kumar Hits

Thomas Alazar - Seb Kesibe - Eritrean Music lyrics

Artist: Thomas Alazar

album: Tium Keytebahle (Eritrean Music)


ጣዕሚ ናብራ ካብ መናብርቲ'ዩ
መቐረት ህይወት ሰብ ምስ ትኸስብ'ዩ
እንሆ ድማ ምዛ ኸም ድላየይ
ዓለም ጎዶሎ መሊኣ ንዓየ
ደጊም የለን ዝስእኖ
የለን ኩሉ ናብኣ'ሎ

ይሰምዖ'የ ኩሉ ዝተዘርበ
ክንድዚ ጽባቐ ክንድዚ ድራበ
ኩሉ ዘዘርከበ
እብለኒ 'ታይ ተረኽበ
እብለኒ 'ታይ ተረኽበ
ይትረፍ ሰብ ዝኸሰበ
የዕሪፉ'ኳ ዝሃጥር ክሃድም ዝኸረመ
ይትረፍ ሰብ ዝኸሰበ
ኣብ ኩናት ዝተዓወተ'ኳ ዝሃጥር ሰብ እናኸሰረ
ካልእ ምስጢር የብለይን ኣነ ሰብ'የ ኸሲበ
ኣነ ሰብ'የ ኸሲበ
መኽሰብ ሰብ ይርድኦ'ዩ ሰብ ዝኸሰበ
ሰብ ዝኸሰበ

ሰብ ከሲበ...
ሰብ ሰብ
ሰቤ ኸሲበ...
ሰብ ብሰባ
ሰሰናዩ ኩሉ ዝኸበባ
ሰብ ብሰባ
ብኹሉ ሙሏ መኽሰብ ሰብ መኽሰባ
ፈጣሪ ተፈትዩ ጥራይ ትረኽባ
ፈጣሪ ተፈትዩ ጥራይ ትረኽባ

ጣዕሚ ናብራ ካብ መናብርቲ'ዩ
መቐረት ህይወት ሰብ ምስ ትኸስብ'ዩ
እንሆ ድማ ምዛ ኸም ድላየይ
ዓለም ጎዶሎ መሊኣ ንዓየ
ደጊም የለን ዝስእኖ
የለን ኩሉ ናብኣ'ሎ

ይሰምዖ'የ ኩሉ ዝተዘርበ
ክንድዚ ጽባቐ ክንድዚ ድራበ
ኩሉ ዘዘርከበ
እብለኒ 'ታይ ተረኽበ
እብለኒ 'ታይ ተረኽበ
ይትረፍ ሰብ ዝኸሰበ
የዕሪፉ'ኳ ዝሃጥር ክሃድም ዝኸረመ
ይትረፍ ሰብ ዝኸሰበ
ኣብ ኩናት ዝተዓወተ'ኳ ዝሃጥር ሰብ እናኸሰረ
ካልእ ምስጢር የብለይን ኣነ ሰብ'የ ኸሲበ
ኣነ ሰብ'የ ኸሲበ
መኽሰብ ሰብ ይርድኦ'ዩ ሰብ ዝኸሰበ
ሰብ ዝኸሰበ

ሰብ ከሲበ...
ሰብ ሰብ
ሰቤ ኸሲበ...
ሰብ ብሰባ
ሰሰናዩ ኩሉ ዝኸበባ
ሰብ ብሰባ
ብኹሉ ሙሏ መኽሰብ ሰብ መኽሰባ
ፈጣሪ ተፈትዩ ጥራይ ትረኽባ
ፈጣሪ ተፈትዩ ጥራይ ትረኽባ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists