Kishore Kumar Hits

Thomas Alazar - Aynkorarae - Eritrean Music lyrics

Artist: Thomas Alazar

album: Best Of Thomas Alazar (Eritrean Music)


ላይ ላላ... ይ
ሂሂሂ
ሃ...
(ይገርም ይገርም)
ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም)
ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም)
ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ
ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ
ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ
(ይገርም ይገርም)
ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም)
ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም)
ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ
ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ
ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ
በጺሑኒ'ዩ ትማል ንሓውኺ ኣብ ገዛ
ብስመይ ጸዊዕክዮ ፍቕሪ'ዶ ዋዛ
ነጊረናኒ'የን ሓሊፉ ምስ በላኺ መሓዙትኪ
ክትጽበዪ ንዓይ ምህሮ ከም ዝቦኾርኪ
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና
ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና
ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ
ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ
እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ
ሰበይ...
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና
ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና
ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ
ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ
እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ
ሰበይ...
ንምንታይ ግን ኣቲ ንምንታይ
ፍቕሪ ስዒሩኪ እንከሎ ስዒሩኒ
ፈትየኪ እንከለኹ ፈቲኽኒ
ንምንታይ እሞ ንወጻጻዕ
ኣቲ ኣይንገዳዳዕ
በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ
በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ
ላይ ላላ... ይ
ሂሂሂ
ሃ...
(ይገርም ይገርም)
ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም)
ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም)
ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ
ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ
ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ
በጺሑኒ'ዩ ትማል ንሓውኺ ኣብ ገዛ
ብስመይ ጸዊዕክዮ ፍቕሪ'ዶ ዋዛ
ነጊረናኒ'የን ሓሊፉ ምስ በላኺ መሓዙትኪ
ክትጽበዪ ንዓይ ምህሮ ከም ዝቦኾርኪ
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና
ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና
ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ
ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ
እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ
ሰበይ...
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን
ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና
ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና
ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ
ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ
እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ
ሰበይ...
ንምንታይ ግን ኣቲ ንምንታይ
ፍቕሪ ስዒሩኪ እንከሎ ስዒሩኒ
ፈትየኪ እንከለኹ ፈቲኽኒ
ንምንታይ እሞ ንወጻጻዕ
ኣቲ ኣይንገዳዳዕ
በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ
በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ
ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ
ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ
በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ
ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ
ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ
በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ
ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ
ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ
ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ
ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ
ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ
ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ
በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ
ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ
ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ
በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ
ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ
ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ
ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ
ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ
ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ
ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ
ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ
ቅረብኒ ክቐርበኪ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists