Kishore Kumar Hits

Thomas Alazar - Delina Galey One - Eritrean Music lyrics

Artist: Thomas Alazar

album: Best Of Thomas Alazar (Eritrean Music)


ፍለጥኒ ፍለጥኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
ፍለጥኒ ፍለጥኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ኣነየ ኣቦኺ መማህርቲ ኣዴኺ
ባባ በልኒ እንዶ ደሊና በጃኺ
ክነግረኪ ዛንታይ ዛንታ ናየቦኺ
መማህርታ'የ ነይረ መማህርቲ ኣዴኺ
ሽዑ ዝጀመረ ፍቕርና ጠጢዑ
ትፈትወኒ እፈትዋ ሰብ'ዩ ዘዛርብ ነይሩ
ብድሌት ናይ ክልቴና ተወሊድኪ ንስኺ
ደሊና'ውን ኢልና ስም ኣጠሚቕናልኪ
ስድራ ኣይተቐበልዎን ነጺጎሙኒ ንዓይ
ባባኺ ስኢንኪ ተፈሊኺ ኻባይ
እዚ ምስ ሰምዐት ሓዚና ማማኺ
ብጓሂ ዝኣክል ገዲፋ በይንኺ
ንምሉእ ስድራቤት ከይተፋነወቶ
ኣብ ዘይመዓልታ ኸይዳ ንኹሉ ራሕሪሓቶ
ፍለጥኒ ፍለጥኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
ፍለጥኒ ፍለጥኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ኣነየ ኣቦኺ መማህርቲ ኣዴኺ
ባባ በልኒ እንዶ ደሊና በጃኺ
ክነግረኪ ዛንታይ ዛንታ ናየቦኺ
መማህርታ'የ ነይረ መማህርቲ ኣዴኺ
ሽዑ ዝጀመረ ፍቕርና ጠጢዑ
ትፈትወኒ እፈትዋ ሰብ'ዩ ዘዛርብ ነይሩ
ብድሌት ናይ ክልቴና ተወሊድኪ ንስኺ
ደሊና'ውን ኢልና ስም ኣጠሚቕናልኪ
ስድራ ኣይተቐበልዎን ነጺጎሙኒ ንዓይ
ባባኺ ስኢንኪ ተፈሊኺ ኻባይ
እዚ ምስ ሰምዐት ሓዚና ማማኺ
ብጓሂ ዝኣክል ገዲፋ በይንኺ
ንምሉእ ስድራቤት ከይተፋነወቶ
ኣብ ዘይመዓልታ ኸይዳ ንኹሉ ራሕሪሓቶ
ፍለጥኒ ፍለጥኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists