Kishore Kumar Hits

Thomas Alazar - Entetemeleski - Eritrean Music lyrics

Artist: Thomas Alazar

album: Best Of Thomas Alazar (Eritrean Music)


ኣንታ ፈጣሪ ሓይሊ ሃባ
ሓንሳብ ንኽትወጽእ የእማን ፈንቂላ
ሓንሳብ
ኣንታ ፈጣሪ ሓይሊ ሃባ
ሓንሳብ ንኽትወጽእ የእማን ፈንቂላ
ሓንሳብ
እንዳበልኩ'የ ዝጽልየልኪ
ከም ገለ ኣይፍለጥን'ዩ እንተ ተመለስኪ
ፈጣሪ ዓለም ኩሉ'ዩ ዝከኣሎ
ዳግማይ ትንፋስ ሶኺዑ ክመልሰለይ ህይወትኪ ይልምኖ
ዋ... ሃ... ሃ...
ዋ... ሃ... ሃ...
ከይተሰናበትክያ ንዓለም ኣብተን ገለ ኣዋርሕ ጊዜ ሕማምኪ
እንታይ ኮን'ዩ ኣርእዩኪ ኔሩ ጸላም ሰፈር ማዕሙቕ ዝሓለምኪ
ጋህዲ ኾይኑ ዝውሕጠኪ
ጠዋሪ እንከይገደፍክለይ ሓድጊ ነርክበሉ ኢና እናበልኪ
ግዚያውያን ሙኻንናየ'ዶ ኾን ረሲዕኪ
ኣሃሃ እህህም
ኣሃሃ እዋ...
እህህም እህህም
እህህም
ተጸጊመ ከቢዱኒ ናብራ በይነይ ሓይሉኒ ብድሕሬኺ
ሁ...
ብጽምዋ ተበሊዐ ማይ ገዲፈ ደም ነቢዐ ብድሕሬኺ
ካብ ሰባት ርሒቐ ፍጹም ነብሰይ ኣዋዲቐ ብድሕሬኺ
ሁ...
ተስፋ 'ብለይን ጸልሚቱኒ ምሳይ የለን ውነይ ጠሊሙኒ ብድሕሬኺ
ኣሃሃ... ሃ...
ኣሃሃ... ሃ...
ኣሃሃ... ሃ...
ኣሃሃ... ሃ...
ሄሄ... ሄ...
ምምም... እህም...
ምምም... እህም...
ምምም... እህም...
ም... እህም...
ኣንታ ፈጣሪ ሓይሊ ሃባ
ሓንሳብ ንኽትወጽእ የእማን ፈንቂላ
ሓንሳብ
ኣንታ ፈጣሪ ሓይሊ ሃባ
ሓንሳብ ንኽትወጽእ የእማን ፈንቂላ
ሓንሳብ
እንዳበልኩ'የ ዝጽልየልኪ
ከም ገለ ኣይፍለጥን'ዩ እንተ ተመለስኪ
ፈጣሪ ዓለም ኩሉ'ዩ ዝከኣሎ
ዳግማይ ትንፋስ ሶኺዑ ክመልሰለይ ህይወትኪ ይልምኖ
ዋ... ሃ... ሃ...
ዋ... ሃ... ሃ...
ከይተሰናበትክያ ንዓለም ኣብተን ገለ ኣዋርሕ ጊዜ ሕማምኪ
እንታይ ኮን'ዩ ኣርእዩኪ ኔሩ ጸላም ሰፈር ማዕሙቕ ዝሓለምኪ
ጋህዲ ኾይኑ ዝውሕጠኪ
ጠዋሪ እንከይገደፍክለይ ሓድጊ ነርክበሉ ኢና እናበልኪ
ግዚያውያን ሙኻንናየ'ዶ ኾን ረሲዕኪ
ኣሃሃ እህህም
ኣሃሃ እዋ...
እህህም እህህም
እህህም
ተጸጊመ ከቢዱኒ ናብራ በይነይ ሓይሉኒ ብድሕሬኺ
ሁ...
ብጽምዋ ተበሊዐ ማይ ገዲፈ ደም ነቢዐ ብድሕሬኺ
ካብ ሰባት ርሒቐ ፍጹም ነብሰይ ኣዋዲቐ ብድሕሬኺ
ሁ...
ተስፋ 'ብለይን ጸልሚቱኒ ምሳይ የለን ውነይ ጠሊሙኒ ብድሕሬኺ
ኣሃሃ... ሃ...
ኣሃሃ... ሃ...
ኣሃሃ... ሃ...
ኣሃሃ... ሃ...
ሄሄ... ሄ...
ምምም... እህም...
ምምም... እህም...
ምምም... እህም...
ም... እህም...
ከምዚ ትመጽኒ'ሞ ለይቲ እዋን ዘይብሉ
ትዛረቢ'ሞ ግን ኣይሰምዖን ፍሪኡ
ትስሕቂ'ውን ብዓውታ ዝደጋገም ሓያል ዝመቓልሑ
እንተስ ብኣካል ብመንፈስ ትመጽኒ ኢኺ
ግን ኣይሪኤክንየ'ሞ ፍቕረይ
እንክትመጺ ብብርሃን እባ ምጺ
ቅድሚ ሎሚ ዋላ'ኳ ኣየ ጓንፍ ኣብ ባህሪ ከምቲ ኣነ ዝትምነዮ
ግን ኣይፍለጥን'ዩ ተበጸሐ ላዕሊ እቲ ስለኺ ዝጽልዮ
እሞ እንተ ተመሊስኪ ምቅርቲ
እንታይ ጌረ ክቕበል እንታይ ትመርጺ
እሞ እንተ ተመሊስኪ ጽጌና
ሰቲ'ዶ ኣንጺፈሉ ክጸንሕ ገዛና
እሞ እንተ ተመሊስኪ ጽብቕቲ
ንበይነይ'ዶ ክጸንሕ ወላስ ክዕድም ፈተውቲ
ዎ...
ሁ...

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists