Kishore Kumar Hits

Thomas Alazar - Klamodo Eye - Eritrean Music lyrics

Artist: Thomas Alazar

album: Best Of Thomas Alazar (Eritrean Music)


ደሓን'ዶ ኣሎ ኢልኪ ሓቲትኪ በጺሑኒ
ዝፈረደ'ዶ ፍርዱ እርስዕ'ዩ ከምኡ ኣይትኹኒ
እናፈለጥክኒ ኣርሒቕኪ'ዶ ትገሺ
ከመይ ከይህሉ ካባይ እስኺ ትሕሺ
ግን ክላመዶ'የ
ንኽትፈልጢ ግን ንግዚኡ'የ ኽግዳዕ
ክለምዶ'የ ሞት ኣደ እኳ ዝርሳዕ
ሰብ ሙኻንኪ'ዩ ካብ ሰብ እንታይ ከይጽበ
እዛ ትንፋስ'ኳ ኔራ ኔራ ትእለ
ክለምዶ'የ ምፍልላይ ክላመዶ
ደሓን'ዶ ኣሎ ኢልኪ ሓቲትኪ በጺሑኒ
ዝፈረደ'ዶ ፍርዱ እርስዕ'ዩ ከምኡ ኣይትኹኒ
እናፈለጥክኒ ኣርሒቕኪ'ዶ ትገሺ
ከመይ ከይህሉ ካባይ እስኺ ትሕሺ
ግን ክላመዶ'የ
ንኽትፈልጢ ግን ንግዚኡ'የ ኽግዳዕ
ክለምዶ'የ ሞት ኣደ እኳ ዝርሳዕ
ሰብ ሙኻንኪ'ዩ ካብ ሰብ እንታይ ከይጽበ
እዛ ትንፋስ'ኳ ኔራ ኔራ ትእለ
ክለምዶ'የ ምፍልላይ ክላመዶ
ፈጣሪስ ሓዳግ ነይሩ ኣይምተጸባጸበን ኣብ በደልኪ
ሕድገት ምገበረ ንስለ ንእስነትኪ
ዋላ ኣነ'ውን ኣይምተራገምኩን ምተቐበልክዎ ንጥልመትኪ
ንስለ ሕሉፍና ብኡነት ዘይምሓዝኩልኪ
ዘክርዮ'ሞ ሓደ እዋን
ኣጸምው ኣቢልና ኣብ ትሕቲ ጽላል
ዝኣተናዮ ቓል
እናደጋገምኪ እናደጋገምኪ
ተጠሊመ ትጥለመኒ ህይወት
ምሳኻ'የ ክሳብ ዘንት እለት
ዝበልክዮ
እሞ'ኸ ድኣ ሕጂ እናኸሓድክኒ
እሰደኪ'ዶ ኢልክዮ
ይኾነልኪ'ዶ ኢልክዮ
እሰደኪ'ዶ ኢልክዮ
ይኾነልኪ'ዶ ኢልክዮ
ደሓን'ዶ ኣሎ ኢልኪ ሓቲትኪ በጺሑኒ
ዝፈረደ'ዶ ፍርዱ እርስዕ'ዩ ከምኡ ኣይትኹኒ
እናፈለጥክኒ ኣርሒቕኪ'ዶ ትገሺ
ከመይ ከይህሉ ካባይ እስኺ ትሕሺ
ግን ክላመዶ'የ
ንኽትፈልጢ ግን ንግዚኡ'የ ኽግዳዕ
ክለምዶ'የ ሞት ኣደ እኳ ዝርሳዕ
ሰብ ሙኻንኪ'ዩ ካብ ሰብ እንታይ ከይጽበ
እዛ ትንፋስ'ኳ ኔራ ኔራ ትእለ
ክለምዶ'የ ምፍልላይ ክላመዶ
ፈጣሪስ ሓዳግ ነይሩ ኣይምተጸባጸበን ኣብ በደልኪ
ሕድገት ምገበረ ንስለ ንእስነትኪ
ዋላ ኣነ'ውን ኣይምተራገምኩን ምተቐበልክዎ ንጥልመትኪ
ንስለ ሕሉፍና ብኡነት ዘይምሓዝኩልኪ
ዘክርዮ'ሞ ሓደ እዋን
ኣጸምው ኣቢልና ኣብ ትሕቲ ጽላል
ዝኣተናዮ ቓል
እናደጋገምኪ እናደጋገምኪ
ተጠሊመ ትጥለመኒ ህይወት
ምሳኻ'የ ክሳብ ዘንት እለት
ዝበልክዮ
እሞ'ኸ ድኣ ሕጂ እናኸሓድክኒ
እሰደኪ'ዶ ኢልክዮ
ይኾነልኪ'ዶ ኢልክዮ
እሰደኪ'ዶ ኢልክዮ
ይኾነልኪ'ዶ ኢልክዮ
ማሕላ ንመን ቀተለ
ገለ ሰብ እንተበለ
ምስ እምነተይ ኣግዲዕክኒ
ነዚ ኣሚንኪ ኸይትኾኒ
ማሕላ ግን ማሕላ ተዘይቀተለስ የዕነኒ
ሙኻኑ ኸኣ'ባ እመኒ
ማሕላ ግን ማሕላ ኣብ ንመን ቀተለ ኣይትእመኒ
ተዘይቀተለስ'ኳ የዕነኒ
ማሕላ ማሕላ
ኣብ ንመን ቀተለ ኣይትእመኒ
ተዘይቀተለስ'ኳ የዕነኒ
ማሕላ ማሕላ
ተዘይቀተለስ የዕነኒ
ሙኻኑ ኸኣ'ባ እመኒ
ስእልኺ'ካ ሃብኒ ምናልባት ከይናፍቕ
ምስልኺ እናረኤኹ ልበይ ከጸናንዕ
ግደ ሓቅስ ወጺዕክኒ ኢኺ ኣይሓሰብክን ብኣይ
ክንፈላለ ክንፈላለ ክንፈላለ ኣብ ልበይ ዘይነበረ
እዋ... ኣሃ...
ስእልኺ'ካ ሃብኒ ምናልባት ከይናፍቕ
ምስልኺ እናረኤኹ ልበይ ከጸናንዕ
ግደ ሓቅስ ወጺዕክኒ ኢኺ ኣይሓሰብክን ብኣይ
ክንፈላለ ክንፈላለ ክንፈላለ ኣብ ልበይ ዘይነበረ
እዋ... ኣሃ...
ማሕላ ማሕላ
ተዘይቀተለስ የዕነኒ
ሙኻኑ ኸኣ'ባ እመኒ
ማሕላ ማሕላ
ኣብ ንመን ቀተለ ኣይትእመኒ
ተዘይቀተለስ'ኳ የዕነኒ
ስእልኺ'ካ ሃብኒ ምናልባት ከይናፍቕ
ምስልኺ እናረኤኹ ልበይ ከጸናንዕ
ግደ ሓቅስ ወጺዕክኒ ኢኺ ኣይሓሰብክን ብኣይ
ክንፈላለ ክንፈላለ ክንፈላለ ኣብ ልበይ ዘይነበረ
እዋ... ኣሃ...
ስእልኺ'ካ ሃብኒ ምናልባት ከይናፍቕ
ምስልኺ እናረኤኹ ልበይ ከጸናንዕ
ግደ ሓቅስ ወጺዕክኒ ኢኺ ኣይሓሰብክን ብኣይ
ክንፈላለ ክንፈላለ ክንፈላለ ኣብ ልበይ ዘይነበረ
እዋ... ኣሃ...
ማሕላ ማሕላ
ተዘይቀተለስ የዕነኒ
ሙኻኑ ኸኣ'ባ እመኒ
ማሕላ ማሕላ
ኣብ ንመን ቀተለ ኣይትእመኒ
ተዘይቀተለስ'ኳ የዕነኒ
ማሕላ ማሕላ
ተዘይቀተለስ የዕነኒ
ሙኻኑ ኸኣ'ባ እመኒ
ማሕላ ማሕላ
ኣብ ንመን ቀተለ ኣይትእመኒ
ተዘይቀተለስ'ኳ የዕነኒ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists