Kishore Kumar Hits

Thomas Alazar - Were - Eritrean Music lyrics

Artist: Thomas Alazar

album: Best Of Thomas Alazar (Eritrean Music)


ዋጋ ኣይትሃብዮ ንወረ
እዝኒ ኣይትሃብዮ ንወረ
ኣይተቕልብሉ
(ንምንታይ ግን ሰባት ብኣይ የዕልሉ?)
(ንምንታይ ግን ሽመይ ይቀባበልሉ?)
ኣ: ጆ: ኺ ኣይትገደስሉ
ንጽህናኺ ፈለጥቱ በዚሖም እሞ
እንታይ ከይምልኡ?
እንታይ ከየጉድሉ?
ኣይተቕልብሉ
ኣጆኺ
መልሓስ [?] እንተተቐልበ
ሽምኪ ይበልል ዘዘርከበ
ኣይትገደሲ ኣይተቕልብሉ
ተጸሊኡ ሰም ከምኡ እንደኣሉ
ሎሚ ክብሪ ፍቕሪ ካባይ
ጽባሕ ናብራ ሓዳር ምሳይ
ኣለኹልኪ እምነት ፍቕረይ
መልሓስ [?] እንተተቐልበ
ሽምኪ ይበልል ዘዘርከበ
ኣይትገደሲ ኣይተቕልብሉ
ተጸሊኡ ሰም ከምኡ እንደኣሉ
ሎሚ ክብሪ ፍቕሪ ካባይ
ጽባሕ ናብራ ሓዳር ምሳይ
ኣለኹልኪ ናይ ዘልኣለመይ
ወረ ኸም ደበና'ዩ ንግዚኡ ኢዩ ዝዝምቢ
ጽባሕ እንክርሳዕ እንክድገም ኣጸጋሚ
ዋጋ ኣይትሃብዮ ርእስኺ ኣይተድንኒ
ንጽህናኺ ፈለጥቱ በዚሖም እሞ እንታይ ክምልኡልኪ
ኣነ ጥራይ ይእመነልኪ
ኣሃሃ ሃ
ኣሃ ሃሃ

ኳኽ ጠቃር ኢሉ ጸሪፉ እንታይ ክትሕዝሉ
ዘይ ናብ ሲኦል ላል'ዩ
ኣይትጨነቕሉ
ይግረምኪ እምበር እንታይ ኮይነ ኢልኪ ኢኺ ትሓዝንሉ
የስሕቕኪ እምበር እንታይ ኮይነ ኢልኪ ኢኺ ትነብዕሉ
ወረ (ወረ ወረ እንደኣሉ)
ወረ (ወረ ወረ እንደኣሉ)
ወረ (ወረ ወረ እንደኣሉ)
ወረ ድኣ (ወረ ወረ እንደኣሉ)

መልሓስ [?] እንተተቐልበ
ሽምኪ ይበልል ዘዘርከበ
ኣይትገደሲ ኣይተቕልብሉ
ተጸሊኡ ሰም ከምኡ እንደኣሉ
ሎሚ ክብሪ ፍቕሪ ካባይ
ጽባሕ ናብራ ሓዳር ምሳይ
ኣለኹልኪ ናይ ዘልኣለመይ
ወረ ኸም ደበና'ዩ ንግዚኡ ኢዩ ዝዝምቢ
ጽባሕ እንክርሳዕ እንክድገም ኣጸጋሚ
ዋጋ ኣይትሃብዮ ርእስኺ ኣይተድንኒ
ንጽህናኺ ፈለጥቱ በዚሖም እሞ እንታይ ክምልኡልኪ
ኣነ ጥራይ ይእመነልኪ
ኣሃሃ ሃ
ኣሃ ሃሃ
ኣሃሃ ሃ
ኣሃ ሃሃ
ሃሪፋ ኸም ዘይዘለለት ህበይ ምርካብ ምስ ስኣነቶ
መጺጽ ኢላ ገዲፋቶ
ንዘቢብ እዋይ
ይግረምኪ እምበር እንታይ ኮይነ ኢልኪ ኢኺ ትሓዝንሉ
የስሕቕኪ እምበር እንታይ ኮይነ ኢልኪ ኢኺ ትነብዕሉ
ወረ (ወረ ወረ እንደኣሉ)
ወረ (ወረ ወረ እንደኣሉ)
ወረ (ወረ ወረ እንደኣሉ)
ወረ (ወረ ወረ እንደኣሉ)
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ሓደራ ፍቕረይ ከይትድሃሊ
ዝበለ እበል ሰብ ርእስኺ ኣይተድንኒ
ካባይ ክብሪ ፍቕሪ ከም ዝናብ ተዓደሊ
ከምስለኪ'የ ኣብ ዝበሎ ፈጣሪ
እንተተሳኒና ንሕና እንተጸኒዕና
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ሓደራ ፍቕረይ ከይትድሃሊ
ዝበለ እበል ሰብ ርእስኺ ኣይተድንኒ
ካባይ ክብሪ ፍቕሪ ከም ዝናብ ተዓደሊ
ከምስለኪ'የ ኣብ ዝበሎ ፈጣሪ
እንተተሳኒና ንሕና እንተጸኒዕና
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ኣሃ ሃ
ሓደራ ፍቕረይ ከይትድሃሊ
ዝበለ እበል ሰብ ርእስኺ ኣይተድንኒ
ካባይ ክብሪ ፍቕሪ ከም ዝናብ ተዓደሊ
ከምስለኪ'የ ኣብ ዝበሎ ፈጣሪ
እንተተሳኒና ንሕና እንተጸኒዕና
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
(ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ኣሃሃ (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ኣሃሃ (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
ንመን (ኢልዎ'ሞ ጎይታ)
(ኢልዎ'ሞ ጎይታ)

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists