Kishore Kumar Hits

Orion Salih - Langa Langa lyrics

Artist: Orion Salih

album: Langa Langa


ዘይሻቀል ከይመስለኪ
ሃለዋትኪ ዘይሓትት ጽብቅተይ
ጽቡቅ ኣላ ጥዒምዋ
ይብሉኒ'ሞ አፈርህ ብውሽጠይ
ዘይሻቀል ከይመስለኪ
ሃለዋትኪ ዘይሓትት ጽብቅተይ
ጽቡቅ ኣላ ጥዒምዋ
ይብሉኒ'ሞ እፈርህ ፍትውተይ
ህዋሳተይ ሕማቅ ኣልሚድክይ
ጨው ሲኢኑ ናብራ ጸሊእዮ
ሰውነተይ ምቆት ኣልሚድክዮ
ናይ ድሓን'ዶ በይኑ ገዲፍክዮ
ቁሪ፥ቁሪ፥ቁሪ ጸሊአዮ
ፍቂረይ ንዒ ሰብኪ'ስ ጎልብብዮ
መገሻ ምስ በልክኒ
ኣሚነ እንድየ ኣፋንየኪ
እንታይ ዳኣ ኮይንኪ ናይ ሊበይ
ዘይኣመልኪ ጌርኪ
ገዲፍክኒ እንተኮንኪ
ሰለምንታይ ዘይትነግርኒ
ብመጻእኩ መጻእኩ ጸሚመ
ኣብ ተስፋስ በይነይ ተጋዲመ
በሊ ፍትውትይ
ይኣክል ናብራ ማዕዶ ማዕዶ
ወይ ምጽኒ ኣግዶ ንምስርቶ
ወይ ኣቅብጽኒ ነብሰይ ክግዝቶ
ላንጋ ላንጋ ፍቅሪ ላንጋ ላንጋ
ላንጋ ላንጋ ናብራ ላንጋ ላንጋ
ይትረፈኒ ክቀብጽ ብኣጋ
ዘይሻቀል ከይመስለኪ
ሃለዋትኪ ዘይሓትት ጽብቅተይ
ጽቡቅ ኣላ ጥዒምዋ
ይብሉኒ'ሞ እፈርህ ፍትውተይ
ህዋሳተይ ሕማቅ ኣልሚድክይ
ጨው ሲኢኑ ናብራ ጸሊእዮ
ሰውነተይ ምቆት ኣልሚድክዮ
ናይ ድሓን'ዶ በይኑ ገዲፍክዮ
ቁሪ፥ቁሪ፥ቁሪ ጸሊአዮ
ሰበይ ንዒ ሰብኪ'ስ ጎልብብዮ
መገሻ ምስ በልክኒ
ኣሚነ እንድየ ኣፋንየኪ
እንታይ ድኣ ኮይንኪ ፍቅርተይ
ዘይኣመልኪ ጌርኪ
ገዲፍክኒ እንተኮንኪ
ሰለምንታይ ዘይትነግርኒ
ብመጻእኩ መጻእኩ ጸሚመ
ኣብ ተስፋስ በይነይ ተጋዲመ
በሊ ፍትውትይ
ይኣክል ናብራ ማዕዶ ማዕዶ
ወይ ምጽኒ ክንምስርቶ ኣግዶ
ወይ ኣቅብጽኒ በይነይ ክላመዶ
ላንጋ ላንጋ ፍቅሪ ላንጋ ላንጋ
ላንጋ ላንጋ ናብራ ላንጋ ላንጋ
ይትረፈኒ ክቀብጽ ብኣጋ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists