Kishore Kumar Hits

Abraham Alem - Mekununey lyrics

Artist: Abraham Alem

album: Mekununey


መቑንነይ መቑንነየ
መቑንነይ መቑንነይ
ሄሄ ...
ሕማቕ መዓልቲ 'ንድዩ ቶጋኒፉኒ
ክጋገ መዓስ መደብ ኔሩኒ
ይቕረ ይቕረ ይቕረ ይ... ቕረ
በጃኺ'ባ ንሎሚ ግበርለይ ሕድገት
ደሓር ኣይደግምን ኣይጋገን ዘበት
ቀደሙስ መቑንነይ ንእስነት ኮይኑ 'ምበር
እንታይ ዋጋ 'ለዎ ኣብ ልዕሌኺ ምዛር
ኣብ ልዕሌኺ ምዛ... ር
መቑንነየ ሸለል ምባል ከኣ ልመድዮ
ሰነፍ ኮይነ ሓሳባተይ ብሰብ ዘይቃነዮ
ብጌጋ'የ ተደርቢሸ ኣነ ተታሊለ
ሓሲበዮ ኣይፈልጥን ካባኺ ኽፍለ
ብጽሒተይ
ብፍላጥ ኣይኮንኩን ንልብኺ ሰይረ
መንገደይ ከይቅይር ግበርለይ ይቕረ
ብጌጋ'የ ብጌጋ'የ ብጌጋ'የ ብጌጋ'የ ውዒለዮ
እምበር ኣበይ ሓሲበዮ ኣነ
ኡ... ዋ...
ላላላላላሊሊሊለለለይይይ...
እለይላላ...
ወለላይ ማእገረይ ሰይረ ይብለኪ'ለኹ ይቕረ
ይቕረ ይቕረ ይቕረ ይ... ቕረ
ሕደግለይ በቃ መቑንነይ ይቕረ 'ኹንካ በሊ
ኣይደግሞን'የ ጽባሕ ጌጋ ናይ ትማሊ ጌጋ ናይ ትማሊ
ኩሉ ዘክርዮ መቑንነይ ዝሓለፈ ኹሉ
ፍቕርና ንምለሶ ከሎ ብእዋኑ ከሎ ብእዋኑ
እንተሊኻ ኣብ ርእሲ ምድሪ ርእሲ ምድሪ ርእሲ ምድሪ
ናይ ግድን'ዩ ጌጋ
ውሪድኒ እምበሪ ፈትየ መዓስ ኮይነ ወዲቐ ኣብ ሓደጋ
መቑንነየ ሕደግለይ ሕደግለይ
ኣይክእሎን'የ ካባኺ ኽፍለይ
ደጊም ይኣኽለኒ ተቐጺዐ'ለኹ ይቕረ ግበርለይ
ሕደግለይ በቃ መቑንነይ ይቕረ 'ኹንካ በሊ
ኣይደግሞን'የ ጽባሕ ጌጋ ናይ ትማሊ ጌጋ ናይ ትማሊ
ኩሉ ዘክርዮ መቑንነይ ዝሓለፈ ኹሉ
ፍቕርና ንምለሶ ከሎ ብእዋኑ ከሎ ብእዋኑ
እንተሊኻ ኣብ ርእሲ ምድሪ ርእሲ ምድሪ ርእሲ ምድሪ
ናይ ግድን'ዩ ጌጋ
ውሪድኒ እምበሪ ፈትየ መዓስ ኮይነ ወዲቐ ኣብ ሓደጋ
መቑንነየ ሕደግለይ ሕደግለይ
ኣይክእሎን'የ ካባኺ ኽፍለይ
ደጊም ይኣኽለኒ ተቐጺዐ'ለኹ ይቕረ ግበርለይ

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists