Kishore Kumar Hits

Ftsum Beraki - Yihdega lyrics

Artist: Ftsum Beraki

album: Yihdega


ትጉሽተተይ ትጉሽተተይ ትጉሽተተይ ትጉሽተተይ
ብሂወት ከለና ምፍልላይ ከይከውን እውይ ትጉሽተተይ
ሓላለይ ንዕኒ ምልስ በሊ በዛ ሞተይ
ጨናኺ ዝሓንሰሰ ኣንሶላይ ክሽትቶ
ምስልኺ ኽደምቀለይ የዒንተይ ይዕመቶ
ኣብ ጎነይ ክጸንሕ ኣካላትኪ የቋምቶ
ብዘይ ብኣኺ ኣነ
ብዘይ ብኣኺ ኣነ
ብዘይ ብኣኺ ኣነ
ብዘይ ብኣኺ ኣነ
ዋላ ጣዕሚ ይኹኔ
ወላ ረሓ ይኹኔ
እህህ እየ ዝብሌ
እህህ እየ ዝብሌ
ከማይ ዲኺ 'ስኺየ
ከማይ ዲኺ 'ስኺየ
ከማይ ዲኺ 'ስኺየ
ምሒር ትናፍቕየ
ዝመሬት ከይጸሓየ ሰብ
ሕሰመይ ከይረኣየ
ጠበሽ በሊ ንዒየ
ደብኽ በሊ ንዒየ
ላሎ ላሎ ላሎ ላሎ
ተረቲዕና ደጊም በዚ እዋን
ዝፈላሊ እድያትን ነጸላን
ከመይለ ይፍለ ካባኺ
ኩሉ ይትረፍ ንዕኒ በጃኺ
ንዒባየ ንዒባየ ንዒባየ
ምሳይ ንዒባ
ተዓዲሉ ምፍላይ ዝጻወሮ
ዝወርደ ገጢሙ ዝኽእሎ
ንዓይሲባ ኣቲኒ ሰለሎ
ብትካዘ ተባሒተ በይነይ
ኣብ ጽምዋ ዘዛርብ ዘይብለይ
ንዒባየ ንዒባየ ንዒባየ
ምሳይ ንዒባ
ንዒባየ ምሳይ ንዒባ
እላላላይለላለ... ላሎ...
ሰላም ኢኺ ንዓየ
ሂወት ኢኺ ንዓየ
ሓጎስ ኢኺ ንዓየ
ይሕደጋ
ክምስ በሊ ብኣጋ
ይሕደጋ
ክፈትዮ ትሑጉዋ
ይሕደጋ
ምልስ በሊ ብኣጋ
ይሕደጋ
ክፈትዮ ትሑጉዋ
ሓላለይ ፈውሲ ኣዳም
ትናፈቒ'ወ ጉዳም
ትድለዪ'ወ ጉዳም
ይሕደጋ
ክፈትዮ በሊ ብኣጋ
ይሕደጋ
ጠበሽ ትሑጉዋ
ይሕደጋ
ክፈትዮ ትሑጉዋ
ይሕደጋ
ጠበሽ በሊ ብኣጋ
ለለለለለ...
ሓሊመልኪ ሎሚ ለይቲ
ክልቴና ኣብ ማእሰርቲ
በዲልናዮ ንፍቕርና
ከሲስና ሕልናና
ምሳኺ ትመከራ
መዓር ኔሩ'ወ እንጌራ
ጠስሚ ኔሩ ወለላ
ምስተፈለኽኒ'ሞ ኣይደልን ክነግረኪ
ብርሃን ከይዱ ምሳኺ
ጸላም ኮይኑ ድሕሬኺ
ሂወትሲ ምሳኺ'ሎ
ተመለሲ ወለሎ
ተስፋ'ለና ንዒየ
ትጸላም ክጽሒየ
ጊዜና ክጥዒየ
ይሕደጋ
ዓቕልና'ለዎ ዋጋ
ይሕደጋ
ተመለሲ ብኣጋ
ይሕደጋ
ዓቕልና'ለዎ ዋጋ
ይሕደጋየ
ተመለሲ ብኣጋ
ሓላለይ ፈውሲ ኣዳም
ትድለዪ'ወ ጉዳም
ትናፈቒ'ወ ጉዳም
ይሕደጋ
ክፈትዮ ትሑጉዋ
ይሕደጋ
ጠበሽ በሊ ብኣጋ
ይሕደጋ
ክፈትዮ ትሑጉዋ
ይሕደጋ
ጠበሽ በሊ ብኣጋ
ለለለለለ...
ሓሊመልኪ ሎሚ ለይቲ
ክልቴና ኣብ ማእሰርቲ
በዲልናዮ ንፍቕርና
ከሲስና ሕልናና
ምሳኺ ትመከራ
መዓር ኔሩ'ወ እንጌራ
ጠስሚ ኔሩ ወለላ
ምስተፈለኽኒ'ሞ ኣይደልን ክነግረኪ
ብርሃን ከይዱ ምሳኺ
ጸላም ኮይኑ ድሕሬኺ
ሂውትሲ ምሳኺ'ሎ
ተመለሲ ወለሎ
እላላላላላሎ. ኤሄ...

Поcмотреть все песни артиста

Other albums by the artist

Similar artists